Author - Staff

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ስሉሳዊ ርክብ ኣካዪዶም

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን፡ ትማሊ 27 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ዘካየድዎ ስሉሳዊ ርክብ፡ ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድን፡ ኣብ ኩነታት ሃገራቶም፡ ስሉሳዊ...

ቀ/ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሞም

ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን፡ ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድን፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሞም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ – ሰንበት 26 ሰዓት 6፡00 ናይ...

ባይቶ ዞባ ማእከል፡ መበል 19 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካዪዱ

ባይቶ ዞባ ማእከል፡ “ሓድሽ መድረኽ ንትስፍው መጻኢ” ብዝብል ቴማ፡ ብ24 ጥሪ መበል 19 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣካዪዱ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ፡ ባይቶ ኣብ መበል 18 ኣኼባኡ ዘሕለፎም ለበዋታትን ውሳኔታትን – ምስ ዝምልከቶም...

Login

Categories