Author - Staff

ነበርቲ ሓጋዝ፡ ንምዕባለ ትካላት ኣገልግሎት ከምዝሰርሑ ገሊጾም

ነበርቲ ሓጋዝ፡ ኣብ ምምሕያሽ መነባብሮኦም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገብር ዘሎ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ቀጻልነቱ ንምውሓስን ንምምዕባልን፡ ኣበርክቶኦም ከምዘዕዝዙ ገሊጾም። እቶም ነበርቲ፡ ብውህደት ህዝብን መንግስትን በብእዋኑ ክዋደድ ዝጸንሐ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት፡ ኣብ ዝሓለፈ...

ባጽዕ – ውዳበ መንእሰያት ደገፉ ንስድራ ስዉኣት የዕዝዝ

ውዳበ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ብ22 ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝጀመሮ ምሕብሓብ ስድራ ስዉኣት ብዝሓየለ ክደፍኣሉ ምዃኑ ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ውዳበ መንእሰይ ኣታኽልቲ ንጉሰ፡ ክሳብ 2018 ተዳኺሙ ዝጸንሐ ውዳበ ንምብርባር...

ዓንሰባ – ጠንቂ ሓደጋታት ተሽከርከርቲ. . .

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ጠንቂ ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ንምውጋድ ዕቱብ ስራሕ ክካየድ፡ ፖሊስ ናይ’ቲ ዞባ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ርእሲ’ቲ ሕግታት ትራፊክ ብዘይምኽባር ዝስዕብ ሓደጋታት፡ እርጋንን ጽበትን፡ ከምኡ’ውን ንተሽከርከርትን መራሕተንን ዘጸግም ዓቐበ-ቁልቁል ዝበዝሖን ዘይጥጡሕ...

ፕረዚደንት ሶማልያ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዑደት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተሰንዩ፡ ትማሊ 28 ጥሪ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዑደት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት መሓመድ ኣብ ዑደቱ፡ ወደብን ፋብሪካ ታኒካን ፖሊ-ፕላስቲክ ምጽዋዕን ድሕሪ ምብጻሕ፡ ነታ...

Login

Categories