Author - Staff

ፖሊስ ኤርትራ፡ ናይ ዓመተ-2019 ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ

ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ፖሊስ ኤርትራ፡ ምስ ኣዘዝቲ መደበራት፡ ሓለፍቲ መርመራን ምክልኻልን ገበን፡ ከምኡ’ውን ምስ ካልኦት ዝምልከቶም ኣባላት ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ኣብ 2019 ንዝተሰላሰለ...

ኣብ ጸሮና ወፈራዊ ጽሬት ይካየድ ኣሎ

ነበርቲ ሓውሲ ከተማ ጸሮና፡ ብምውህሃድ ኣባላት ሚኒስትሪ ጥዕናን ምምሕዳርን ወፈራዊ ስራሓት የካይዱ ኣለዉ። እቲ ስራሕ፡ ጠንቂ ሕማም ዓሶ – ጣንጡ ክፋረያሉ ዝኽእላ ጐዳጉዲ ምድፋንን ርስሓት ምእላይን፡ ከምኡ’ውን ጽርግያ ምጽጋን የጠቓልል። ዛጊት ድማ፡ ኣብ...

ኣባላት ክ/ሰራዊት 16ን 70ን-ነበር ኣብ ተዘክሮ . . .

ኣባላት ማሕበር ምትሕግጋዝ ተጋደልቲ ክፍላተ-ሰራዊት 16ን 70ን፡ “ኣብ ማሕላ ስዉኣትና ጸኒዕና ሓደ ምዃን’ዩ ዕላማና” ብዝብል ቴማ፡ ብ18ን 19ን ጥሪ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዑደት ኣካዪዶም። እቶም ብምኽንያት መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ ዑደት...

ኣመሓዳሪ ዞባ ሰ/ቀ/ባሕሪ ዘራእቲ ፎሮ ተዓዚቡ

ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ፡ ብ18 ጥሪ ዘራእቲ ምምሕዳራት ከባቢ ዙላ፡ ኣፍታን ፎሮን ኣብ ዝተዓዘበሉ – ሓረስቶት ነቲ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ዝበጽሐ ኣእካሎም፡ ኣብ ቆፎኡ ክሳብ ዝኣቱ ዕቱብ ምክትታል ክገብሩሉ ኣዘኻኺሩ። ተራ...

Login

Categories