Author - Staff

ነበርቲ ጎልጅ፡ ወፈራዊ ከባቢያዊ ጽሬት ኣካዪዶም

ኣብ ጎልጅ፡ ኮም ዝመርሖ መደባት ከባቢያዊ ጽሬት ብምትእትታው፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ንምግታእ ዝዓለመ ወፈራ ጽሬት ተኻዪዱ። እቲ ምስ ኩባንያ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸት ብምትሕብባር ዝተኻየደ ወፈራ፡ ክራማት ቅድሚ ምምጽኡ ማይ ዝዓቊር ጎዳጒዲ ብምድፋንን ፈቐዶኡ ዝተደርበየ...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኮማዊ ከባቢያዊ ጽሬት ተገምጊሙ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ 2019 ዝተሰላሰለ መደባት ኮም ዝመርሖ ከባብያዊ ጽሬት ብምግምጋም፡ ኣብ ናይ 2020 መደባት ንምዝታይ፡ ብ12ን 13ን መጋቢት ኣብ ከተማ ባጽዕ ርክባት ተኻዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣቶ ረዘነ ፍስሃ፡ ካብ...

ጽርግያ መንጉዳ – ኣዛይሐ ይጽገን ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ – ምምሕዳር ከባቢ ኣዛይሐ ዝጸንሐ ጸገም መጐዓዝያ ንምቅላል፡ ካብ ጸሊም ጽርግያ መንጉዳ ናብ ኣዛይሐ ዝወስድ 7 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ይጽገን ኣሎ። እቲ ብመሃንድሳት ትሕተ-ቅርጺ ዞባ ደቡብ ዝተሳእለ መደብ፡ ብተበግሶ ነበርቲ...

ሎጎ-ዓንሰባ – ንስድራ ስዉኣት ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርኪቱ

ጨንፈር ሃማደኤ ንኡስ ዞባ ሎጎዓንሰባ፡ ካብ ኣባላት ዝተዋጽአ ገንዘብ ን28 ስድራ ስዉኣትን ደቂ ስዉኣትን ብሓገዝ ኣበርኪቱ። እተን ነዚ ሓገዝ ዘበርከታ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሊባን፡ ደቂሽሓይ፡ ዴዳ፡ ቀረናዂዶን መቐርካን ምዃነን ዝሓበረት ጸሓፊት...

ማእከል – ብሞያ ማእለማ ዝሰልጠና ደቂ-ኣንስትዮ ተመሪቐን

ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ን9ይ ግዜኡ ኣብ ዝወደቦ ናይ ኣስታት 6 ኣዋርሕ ስልጠና ማእለማ ዝተሳተፋ 40 ኣለይቲ ስድራ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብ13 መጋቢት ተመሪቐን። እተን ካብ 16 ንኡሳን ዞባታት ዝተዋጽኣ ሰልጠንቲ፡ ወርሓዊ ካብ 400 ክሳብ 600...

Login

Categories