Author - Staff

እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ከቢድ ሓደገኛነት ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንጥዕናን ህይወትን ዜጋታትን ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ወጻእተኛታትን፡ ከምኡ’ውን ንድሕነት ሃገር ብምግንዛብ፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣርባዕተ-ነጥቢታት ዝሓዘ፡ ኣውራ ኣብ መገሻታት ካብን ናብን ሃገር ዘተኰረ ሓበሬታን መምርሒን ኣቐዲሙ...

ጽጉማት ስድራ-ቤታት ብንግድን ጥሪትን ተጣይሰን

ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ማእከል፡ ምስ መሻርኽቲ ኣካላት ብምውህሃድ፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ጸገማት ንዘለወን 47 ስድራ-ቤታት ብንግድን ጥሪትን ኣጣዪሱ። እተን ዝተጣየሳ ስድራ-ቤታት፡ ኣለይቲ ስንኩላንን ዘኽታማትን፡ ከምኡ’ውን ስድራ ስዉኣት ኮይነን፡...

ዞባ ማእከል – ገምጋም ንጥፈታት ትምህርቲ ተኻዪዱ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል፡ ገምጋም ቀዳማይ እብረ ዓመተትምህርቲ 2019/2020 ብ13 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ኣካዪዱ። ሓላፊ ናይ’ቲ ጨንፈር መምህር በላይ ሃብተጋብር፡ እቲ ገምጋም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲን ንኡስ ዞባታትን ክካየድ ዝጸንሐ...

Login

Categories