Author - Staff

ማእከል – ሰራሕተኛታት ህግደፍ ኣብ ልምዓታዊ ቦታታት ዑደት ኣካዪደን

ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያተ-ጽሕፈት ህግደፍ ዞባ ማእከል ዝነጥፋ ደቀንስትዮ፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ብ7 መጋቢት ኣብ’ቲ መሰረታዊ ጽገናን ናይ ምግፋሕ ስራሓትን ዝካየደሉ ዘሎ ጽርግያ ነፋሲት – ላዓይተን – ደቀምሓረ በጺሐን። ኣወሃሃዲት...

ሃ/ማ/ሓ/ስ/ኲ ኤርትራ ገንዘባዊ ደገፍ ረኺቡ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝተኣከበ 187,238.75 ዶላር ኣመሪካ፡ ብ12 መጋቢት ብመልክዕ ሓገዝ ንሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ተበርኪቱ። ኣብ’ቲ ኣብ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት’ቲ ማሕበር ዝተኻየደ ናይ ምርኽኻብ ስነስርዓት፡...

ዓሰብ – ኣብ ልግሲ ደምን ኣገዳስነቱን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣቦ-መንበር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ዑስማን ዓብደልቓድር፡ ኣብ’ቲ ዞባ ንዝነጥፉ ሰራሕተኛታት 6 ትካላት፡ ኣፍልጦኦም ብምዕባይ መጠን ልግሲ ደም ክብ ንምባል ዝሕግዝ ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣብ’ቲ ኣስታት 350 ሰራሕተኛታት ወደብ...

ን/ዞ/ሽዕብ – ተርእዮ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ነክዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ኮም ዝሰረቱ ከባቢያዊ ጽሬት ብሰፊሑ ብምትእትታዉ፡ ብጉድለት ጽሬት ዝመሓላለፉ ሕማማት ብሓፈሻ፡ መጠን ሞት ህጻናት ከኣ ብፍላይ እናነከየ ይመጽእ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብዛዕባ ምውሓስ ከባቢያዊ ጽሬት’ቲ ንኡስ ዞባ ንምዝታይ ብ5 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ...

ኣብ ወጸኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን ን8 መጋቢት ብድምቀት ጸምቢሎም

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ‘ንምልኣት ኣግእዞና ጠመተና ንቕድሚት’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ን8 መጋቢት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብልዑል ማዕርግ ኣብዒሎማ። በዚ መሰረት፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ካርቱም – ሱዳን፡ ካይሮ...

Login

Categories