Author - Staff

ኣገዳሲ ምልክታ ንተፈተንቲ ማትሪክ 2020

ናይ ሎምዘበን ናይ ካልኣይ ደረጃ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና (ማትሪክ) ካብ ሰኑይ ዕለት 16 ክሳብ ቀዳም ዕለት 21 መጋቢት 2020 ክካየድ ተመዲቡ ከምዝነበረ ዝዝከር እዩ። ኮይኑ ግን፡ ብተክኒካዊ ምኽንያት መዓልታት ፈተና ካብ ረቡዕ 18 ክሳብ ሰኑይ 23 መጋቢት 2020...

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ስልጠና ሂቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ንዝነጥፉ 40 ኣባላት ውሽጣዊ ኦዲት፡ ካብ 9 ክሳብ 13 መጋቢት ትምህርታዊ ስልጠና ሂቡ። ኣብቲ ስልጠና ዝተሳተፉ ሰራሕተኛታት፡ ካብ ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር፡ ሚኒስትሪ ፋይናንስ፡ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት፡...

ዳህላክ – ዕስለ ኣንበጣ ምድረ-በዳ ኣብ ቁጽጽር ኣትዩ

ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣብ ደሴታት ዳህላክ ዝተራእየ ካብ ስግር ባሕሪ ዝመጽአ ዕስለ ኣንበጣ ምድረበዳ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ምስ ሓይሊ-ባሕሪ ኤርትራን ካልኦት ኣካላትን ተወሃሂዱ ብዝወሰዶ ቅልጡፍን ኣድማዕን ስጒምቲ፡ ኣብ ሕርሻዊ ልምዓትን መግሃጫታትን ጉድኣት ከየውረደ...

መጐዓዝያ ሓራት፡ ኣብ መስመር ፎሮ – ቡያ ኣገልግሎት ጀሚሩ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ቡያ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ኩባንያ መጐዓዝያ ሓራት ኣብ መስመር ፎሮ – ቡያ ኣገልግሎት ምጅማሩ፡ ዝነበሮም ጸገም መጐዓዝያ ከምእተቓለለ ገሊጾም። ቅድሚ ሕጂ ካብን ናብን ቡያን ፎሮን ብንኣሽቱ ናይ ውልቂ ተሽከርከርቲ ክሳብ...

Login

Categories