Author - Staff

ደቡብ – ነበርቲ ሓድሽ-ዓዲ ቀጽሪ ቤት-ትምህርቲ ይሃንጹ

ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሓድሽ-ዓዲ፡ ብገንዘቦምን ጉልበቶምን ቀጽሪ መባእታ ቤት-ትምህርቲ ይሰርሑ ኣለዉ። እቲ ተበግሶ፡ ነበርቲ ዓድታት ሓድሽዓዲ፡ ዓንጸቂጣን ምሕራድ-ላምን፡ ምስ ኮሚተ ወለዲ ናይ’ታ ቤት-ትምህርቲ ብምርድዳእ...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና – ቊጽሪ 5

ክልተ ካብ’ቶም ብዕለት 23 መጋቢት ብ‘ኣየር ዓረቢያ’ ካብ ዱባይ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ገያሾ፡ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም ኣሎ። በዚ ድማ፡ ቊጽሪ ናይ’ቶም ኣብ ኤርትራ ብሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ፡ ሽድሽተ በጺሑ’ሎ። ኩሎም ድማ ዘድሊ ክንክን እናተገብረሎም ኣብ...

ኤርትራውያን ውዳበታት ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዓመታዊ ዋዕላ ኣካዪዶም

ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሕን ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራን፡ ኣብ ምብራቓዊ ዞባ ሰሜን ኣመሪካ፡ ብ22 መጋቢት ዓመታዊ ዋዕላኦም ኣካዪዶም። ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ፡ ቨርጂኒያ፡ መሪላንድ፡ ባልቲሞርን ሃሪስበርግን ዝነብሩ ወከልቲ ናይተን ውዳበታት፡...

መንሱራ – ተሳታፍነት ኣብ ትምህርቲ ንምዕባይ ጻዕሪታት ክሕይል ተሓቲቱ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንሱራ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ምምሕዳራት ከባቢ ናይ ትምህርቲ ትካላትን መሳለጥያታትን ተዋዲዱ ከብቅዕ፡ ቁጽሪ ናይቶም ነቲ ዕድል ብግቡእ ተጠቒሞም ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ተመሃሮ ግን ምስኡ ዝመጣጠን ስለዘይኮነ፡ ንምምሕያሹን ተጠቃምነት ሕብረተሰብ...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና – ቊጽሪ 4

1. ብዕለት 23 መጋቢት ሰዓት 5፡00 ድሕሪ-ቐትሪ፡ ብመንገዲ “ኣየር ዓረቢ” ካብ ዱባይ ናብ ኤርትራ ዝኣተዋ ሰለስተ ገያሾ፡ ትማሊ ኣብ ሆስፒታል ቪላጆ ብዝተገብረለን መርመራ ብሕማም ኮሮና ቫይረስ ከምእተታሕዛ ተረጋጊጹ። ሰለስቲአን ገያሾ፡ ኣብ ኤርትራ ዝነብራ ዜጋታት...

ጋዜጣዊ መግለጺ

ብ15 መጋቢት 2020፡ ‘ኣራብ ዊክሊ’ (Arab Weekly) ብስም ‘ሳባሓት ኻን’ ዝተባህለ ፈሊጥ፡ ሕሱር ኩምራ መታለሊ ሓሶታት ከጋውሕ ሃቂኑ።   ከም’ዚ ዝበለ ዘስገድግድ ሓሶታት ምድግጋም፡ ብዘይካ ናይ’ቶም ከጋውሕዎ ዝደልዩ ኣጀንዳታት ህውከት ንድየት፡...

Login

Categories