Author - Staff

ናቕፋ – መስርሕ ትምህርቲ ጽቡቕ ይቕጽል

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ጽቡቕ ይቕጽል ከምዘሎ፡ ኣብ ገምጋማዊ ኣኼባ ተገሊጹ። ሓላፊ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዓብዱላሂ ሳልሕ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2019/2020 መጠን ምሕላፍ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት...

ዓንሰባ – ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ውሁድ ጻዕሪ ይካየድ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡ ብኣላይነት ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕናን ውህደት ሓያሎ ኣካላትን ጻዕሪታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ህዝቢ ዝተገብረ ንጥፈታትን ሓፈሻዊ ምድላዋትን ብምግምጋም – ኣድማዕነቱ ንምርግጋጽ፡ ብ19ን 20ን...

ነበርቲ ዓደብዛገ ጽርግያኦም ይጽግኑ

ኣብ ከተማን ዓድን ዝነብሩ ተወላዶ ዓደብዛገ – ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ገንዘቦምን ጉልበቶምን ኣወሃሂዶም፡ ካብ ዓዲ-ባሮ ናብ ዓዶም ዝኣቱ 2 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ይጽግኑ ኣለዉ። እቲ ስራሕ ብማሽነሪ ዝተደገፈ ምዃኑ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ...

ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ጋሽ-ባርካ፡ ውጽኢታዊ መደባት ይትግብር

ኣብ ትሕቲ ኮርፖሬሽን ዘራእትን ጥሪትን ዝመሓደር ፕሮጀክትታት ሕርሻ ደቡባዊ ምዕራብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ መስኖኣዊ ሕርሻን ምስሳን ሃብቲ እንስሳን ዘሰላስሎ ዘሎ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ኣካየድትን ሰራሕተኛታትን ሓቢሮም። እቲ ኣብ ገርሰት፡ ፌስኮ፡ ዓድ...

ገልዓሎ – ናይ ሚልዮናት ዓመታት ዕድመ ዘለዎ ኣሰራት ተረኺቡ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ብ“ፕሮጀክት ኢንገልዔላ – ራሙድ”፡ ካብ 20 ለካቲት ክሳብ 1 መጋቢት ብዝተኻየደ ዳህሳስ ስነ-ጥንቲ፡ ናይ ሚልዮናት ዓመታት ዕድመ ዘለዎ ኣገዳሲ ጥንታዊ ኣሰረ-ህይወት ተረኺቡ። ኣብ’ቲ...

Login

Categories