Author - Staff

ቡያ – ተበግሶታት ህዝቢ ኣብ ትምህርቲ ይምጐስ

ኣብ ቡያ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ህዝቢ ንምዕባለ ትምህርቲ ዝወስዶ ዘሎ ተበግሶታት፡ ኣብ ውጽኢት ተመሃሮ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ርእሰ-መምህር መባእታን ማእከላይን ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ቡያ፡ መምህር ኣደም መሓመድ ዑመር፡ ኣብ ቀዳማይ ሰሚስተር...

ማእከል ጥዕና ፎሮ፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ህዝቢ ተራኣ ይዓዝዝ

ማእከል ጥዕና ፎሮ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብምክልኻልን ንቕሓት ህዝቢ ኣብ ዘመናዊ ሕክምና ክብ ብምባልን፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ሕብረተ-ሰብ ዕዙዝ ኣስተዋጽኦ ትገብር ኣላ። ሞያውያን ናይ’ታ ማእከል ጥዕና ከምዝሓበርዎ፡ እታ ብሰለስተ ኣባላትን ውሱን ዓቕሚን ዝጀመረት...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

በረራታት ኣየር ናብ ኤርትራ ቅድሚ ምቊራጹ፡ ካብ ደገ ካብ ዝመጹ ተጓዓዝቲ፡ ኣብ’ዚ ሳልስቲ’ዚ ብዝተገብረሎም መርመራ – ሽድሽተ ገያሾ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም። ካብኣቶም ሓሙሽተ ደቂ-ኣንስትዮ ክዀና እንከለዋ፡ ዕድመኦም ካብ 32 ክሳብ 60 ዓመት...

Login

Categories