Author - Staff

መንደፈራ – መንእሰያት ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ናውቲ ጽሬት ሓጊዞም

ከም ኣካል ናይቲ መልከፍቲ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተወደቡ ወለንታውያን መንእሰያት፡ ካብ ሰብ ጸጋ ብዝኣከብዎ ገንዘብ ን120 ጽጉማት ስድራ-ቤታት ናይ ናውቲ ጽሬት ሓገዝ ገይሮም። እቶም ብሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን...

Login

Categories