Author - Staff

ጋላ-ነፍሒ – ማይ-ክዖታት ናይ ምዝላይ ስራሓት ይካየድ

ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ ኣብ ዓድታት ዳዕሮ ጳውሎስ፡ ምስጓግን ዓደባዀኻይን፡ ኣብ ማይ-ክዖታት ዲጋ ማይነፍሒ ናይ ምዝላይ ወፈራታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ጨንፈር ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ማእከል ሓላፊት ኣሃዱ ልምዓት ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ ወይዘሮ ሩታ...

ቤት-ጽሕፈት ሕግን ስርዓትን ዞባ ማእከል፡ ናህሪ ዋጋታት ንምግታእ ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ

ቤት-ጽሕፈት ሕግን ስርዓትን ዞባ ማእከል፡ ንስግኣት ኮሮና ቫይረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ዝተራእየ ናህሪ ዋጋታት ኣብ መሰረታውያን ሃለኽቲ ንምግታእ፡ ስጉምቲ ክወስድ ጀሚሩ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኮሎኔል ተስፋሚካኤል ተስፋጽዮን ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡...

ኣቑርደት – ንጥፈታት ከባብያዊ ጽሬት ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት፡ ንቕሓት ሕብረተ-ሰብ ኣብ ኣገዳስነት ኮም ዝመርሖ መደባት ጽሬት ብምብራኹ፡ ተርእዮ ብሰንኪ ጉድለት ጽሬት ዝስዕቡ ሕማማት እናነከየ ይመጽእ ከምዘሎ፡ ሞያውያን ጥዕና ገሊጾም። ዳይረክተር ሆስፒታል ኣቑርደት ዶክተር ወልዱ ዮውሃንስ፡ መደባት...

ኣብ ን/ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ፈስቲቫል ተመሃሮ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ተመሃሮ 17 መባእታ፡ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተሳተፍዎ ፈስቲቫል፡ ብ21 መጋቢት ተኻዪዱ። እቲ “ኣብያተ-ትምህርትና መሰረት ኩሉ ምዕባለና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ፈስቲቫል፡ ኣብ ባህሊ፡ ስነ-ጽሑፍ፡ ውድድር...

ሓረስቶት መትከል ኣቤት፡ ምድላዋቶም ንክራማት የጻፍፉ

ሓረስቶት ምምሕዳር ከባቢ መትከል ኣቤት – ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ካብ ከበሳ ዝወርድ ወሓይዝ ኣብ ጥቕሚ ንምውዓል፡ ዓግማትን ጀሪፋትን ናይ ምጽጋን ወፈራታት የሰላስሉ ኣለዉ። እቶም ሓረስቶት፡ ዝሓለፈ ዓመት ብዝወረደ ብርቱዕ ውሕጅ ዝተሰብረ ዓግምን ጀሪፍን...

ጋሽ-ባርካ – ኣብ ኣተኣላልያ ስንኩላንን ኣረጋውያንን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡሳን ዞባታት መንሱራን ሃይኮታን፡ ኣብ ኮማዊ ኣተኣላልያ ስንኩላን፡ ኣረጋውያንን ጽጉማት ወገናትን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ማሕበራዊ ድሕነት ኣቶ ተስፋገብርኤል...

Login

Categories