Author - Staff

ማእከል – ንጥፈታት ኮማዊ ፖሊስ ንምድንፋዕ ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብ22 መጋቢት – ንጥፈታት ኮማዊ ፖሊስ ንምድንፋዕ ዝዕላማኡ ዘተ ኣብ ኣስመራ ተኻዪዱ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ኮሎኔል በየነ ኢሳቕ፡ ንንጥፈታትን ዕላማታትን ፖሊስን ፖሊስ ትራፊክን ከምኡ’ውን ኣበርክቶ ኮማዊ ፖሊስ ድሕሪ ምብራህ፡ ኣብ...

መንደፈራ – ንሕጊ መጐዓዝያን ትግባረኡን ዝምልከት ሰሚናር ተኻዪዱ

ጨንፈር መጐዓዝያ ምድሪ ዞባ ደቡብ ምስ ፖሊስ ትራፊክ ናይ’ቲ ዞባ ብምትሕብባር፡ ኣብ ሕጊ መጐዓዝያን ኣብ ባይታ ዝርአ ዘሎ ትግባረኡን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ድሕነት ትራፊክን ክግበር ዘለዎ ጥንቃቐታትን ዘተኰረ ሰሚናር፡ ንመራሕቲ ዓበይቲ መካይንን ወነንቲ ጋራጃትን ኣካዪዱ።...

ንሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝምልከት መምርሒ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና – ቊጽሪ 3

ኣብ ኖርወይ ዝምቕማጡ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈ ኤርትራዊ፡ ብ21 መጋቢት ናብ ኤርትራ ከምዝኣተወ፡ ብማዕከናት ዜና ሃገርና ተሓቢሩ ነይሩ’ዩ። እቲ ሕሙም ዘድሊ ክንክንን ምክትታልን ይግበረሉ’ሎ። ምስኡ ኣብ ሓንቲ ነፋሪት ዝመጹ’ውን ከምዝውሸቡ ተገይሩ’ሎ። ሚኒስትሪ...

ኣመሓዳሪት ዞ/ሰ/ቀ/ ባሕሪ ንነበርቲ ጊንዳዕ ሰሚናር ኣካዪዳ

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ዝነጥፋ ኣካላትን፡ መደባት ልምዓት ንምድንፋዕ ንቑሕ ተሳትፎኦም ከዕዝዙ፡ ኣመሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ወይዘሮ ኣስመረት ኣብርሃ ኣዘኻኺራ። ብ18 መጋቢት ንወከልቲ ህዝቢ፡ ኣባላት ባይቶን ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ጨናፍርን...

Login

Categories