Author - Staff

ናቕፋ – ኣብ ‘ዓባይ ሰዓል’ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ናቕፋ፡ ዜጋታት ኣብ ዘመናዊ ሕክምና ብሓፈሻ ኣብ ምክልኻል ሕማም ዓባይ ሰዓል ድማ ብፍላይ – ዘለዎም ኣፍልጦ ንምብራኽ ዝሕግዝ ኣስተምህሮ ተወዲቡ። ኣብ ሆስፒታል ናቕፋ ኣብ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ብዛዕባ ምልክታት ሕማም ዓባይ ሰዓል፡ ዝመሓላለፈሉ...

መበል 32 ዓመት ምድምሳስ ‘እዚ ናደው’ ተዘኪሩ

መበል 32 ዓመት ምድምሳስ እዚ ናደው፡ ብ18 መጋቢት ኣብ ከተማ ኣፍዓበት ብልዑል ድምቀት ተዘኪሩ። ኣብ’ቲ ብርክት ዝበሉ ነበርቲ ኣፍዓበትን ከባቢኣን፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ከምኡ’ውን ካብ ካልእ ከባቢታት ዝመጹ ነጋድያንን ገዳይም ተጋደልቲ...

ቁጽሪ ተኣለይቲ ግዳያት ፊስቱላ ኣዝዩ ከምዝጐደለ ተሓቢሩ

ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ማእከል ሕክምና ፊስቱላ፡ ሕክምናዊ ናብዮትን ናይ ተሃድሶ መደባትን ዝግበረለን – ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና ዝመጻ ግዳያት፡ ቊጽረን ኣዝዩ ከምዝጐደለ ተሓቢሩ። ሜዲካል ዳይረክተር መወከሲ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ዶክተር ስምኦን...

ሚ/ንግድን ኢንዱስትርን፡ ንዋጋታት ሃለኽቲ ዝምልከት ሓበሬታ ሂቡ

ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትርን፡ ነቲ ዛጊት ኣብ ሃገርና ዘይተኸስተ ኮሮና ቫይረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ ገለ ከተማታት ሃገርና ዝርአ ዘሎ ወሰኽ ዋጋታት ሃለኽቲ ብዝምልከት፡ ትማሊ ቀዳም 21 መጋቢት እዋናዊ ሓበሬታ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሚኒስትሪ ናብ ኤሪና ኣብ ዝሰደዶ...

Login

Categories