ብ15 መጋቢት 2020፡ ‘ኣራብ ዊክሊ’ (Arab Weekly) ብስም ‘ሳባሓት ኻን’ ዝተባህለ ፈሊጥ፡ ሕሱር ኩምራ መታለሊ ሓሶታት ከጋውሕ ሃቂኑ።

 

ከም’ዚ ዝበለ ዘስገድግድ ሓሶታት ምድግጋም፡ ብዘይካ ናይ’ቶም ከጋውሕዎ ዝደልዩ ኣጀንዳታት ህውከት ንድየት፡ ካልእ መግለጺ’ኳ እንተዘይብሉ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንትሕዝቶን መንፈስን ናይ’ቲ ዓንቀጽ ይነጽጎ።

ሚኒስትሪ ዜና

ኣስመራ

25 መጋቢት 2020

Categories