Category - haddas ertra

ሻምብቆ – ጸሓያዊ ጸዓት ኣብ ትካል ጥዕና መሰረታዊ ለውጢ ኣምጺኡ

ሻምብቆ – ጸሓያዊ ጸዓት ኣብ ትካል ጥዕና መሰረታዊ ለውጢ ኣምጺኡ

ኣብ ማእከል ጥዕና ሻምብቆ ዝተተኽለ ናይ 4 ሽሕ ኪሎ-ዋት ጸሓያዊ ጸዓት፡ ኣብ ጽፈትን ብቕዓትን ኣገልግሎታት መሰረታዊ ለውጢ ከምዘምጽአ ተሓቢሩ። ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ነርስ ተኽለ ዘወንጌል፡ እታ ማእከል ምስ...

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ንኣባላቱ ናይ ምሕደራ ትምህርቲ ወዲቡ

ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስትን ግንባርን ንዝነጥፋ ኣባላቱ – ናይ ምሕደራ ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ካብ ወጻኢ ብዝመጽአ ክኢላ ምሕደራ ዶ/ር ሃይለ ንጉሰ ዝወሃብ ዘሎ ትምህርቲ...

ን/ዞባ ዓረዛ – ኩነታት ዘራእቲ ጽቡቕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ዝናብ ካብ 7 ሓምለ ጀሚሩ ብጽቡቕ ይቕጽል ብምህላዉ፡ ኣብ ኣስታት 15 ሽሕ ሄክታር ዝተዘርአ ኣእካል፡ ጥረታትን ናይ ቅብኣት ኣዝርእትን ጽቡቕ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ምሕረቱ ኣርኣያ...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት፡ ሓውዮም ትማሊ ተፋንዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 10,149 በጺሑ’ሎ። እዚኦም፡ 10,029 ሓውዮም...

‘ኣብ ክንክን ሕዱር ሕማማት፡ መድሃኒት ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነን’ ሞያውያን

ሕዱር ሕማማት ዘለዎም ብሓፈሻ፡ ሕሙማት ሽኮርን ጸቕጢ ደምን ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝግበረሎም ሕክምናዊ ክንክን፡ ኣብ ኣመጋግባኦም ጥንቁቓት ክዀኑን ኣካላዊ ምንቅስቓስ ከዘውትሩን ከምዝግባእ፡ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ዝነጥፉ ሞያውያን...

Login

Categories