Category - haddas ertra

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ንኣባላቱ ስልጠና ወዲቡ

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ንዝተዋጽኣ 80 ኣባላት ቦርድ ማሕበርን መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮን፡ ኣብ ምሕደራ ዘተኰረ ናይ ክልተ ሰሙን ስልጠና ወዲቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ካብ ኣመሪካ ብዝመጽአ ዶ/ር ሃይለ ንጉሰ...

ደቀምሓረ – ኣብ ትምህርቲ ኣተባባዒ ውጽኢት ተመዝጊቡ

ደቀምሓረ – ኣብ ትምህርቲ ኣተባባዒ ውጽኢት ተመዝጊቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ዝነበረ ዋሕዲ መማህራን ፍታሕ ብምርካቡን ሓደስቲ ዝተመደቡ መማህራን ብተወፋይነት ስለዝሰርሑን፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2021/2022 ዕዉት ስራሕ ከምእተዓመ፡ ብ23 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ’ቲ...

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ዓባይ-ብሪጣንያ ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻዪዱ

መበል 19 ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ “ንያትና፡ ናጻ ሕርያና!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ23ን 24ን ሓምለ – ኣብ ከተማ ሎንደን ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ተኻዪዱ። ካብ ኩለን ከተማታት ብሪጣንያ ዝመጽኡ ኣሽሓት ዜጋታትን ዕድመ...

ነበርቲ ዓዲ-ሓውሻ፡ ብውሕጅ ዝተሃስየት ዲጋ ይጽግኑ ኣለዉ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ-ሓውሻ፡ ብ29 ሰነ 2022 ብዝሃረመ ብርቱዕ ዝናብ ንዝተሃስየት ዲጋኦም፡ ገንዘቦምን ጉልበቶምን ብምውህሃድ – ብማሽነሪ ተሓጊዞም ይጽግንዋ ኣለዉ። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ ገብረሂወት...

ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት፡ ካብ 7 ሓምለ ክሳብ 15 ነሓሰ ክካየድ እዩ

ብደረጃ ሃገር፡ ካብ 1994 ጀሚሩ ኣብ ወቕቲ ክራማት ዝካየድ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዝሳተፍዎ – ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት፡ ሎሚ ዓመት ካብ 7 ሓምለ ክሳብ 15 ነሓሰ ክካየድ እዩ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ቤትጽሕፈት ወፍሪ...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኦም ገዛ-ባንዳ፡ ሰምበል፡ ኣኽሪያ፡ ማእከል ከተማን ዓዲ-ሓውሻን ዝዀኑ 5 ዜጋታት፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ...

Login

Categories