Author - Staff

“ናብዮት ስድራ ስዉኣት ብዝለዓለ ክንሰርሓሉ ኢና” ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል

ኣብ ማሕበር ፍኖተ-ሰማእታት ተጠርኒፎም ዝነጥፉ ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል፡ ኣብ 2019 ስድራቤት ስዉኣት ናይ ምንባይ መደባት ብዝለዓለ ከምዝሰርሑሉ፡ ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ ገሊጾም። ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ 2018 ዝተወደቡ ሓደስቲ ኣስታት 100 ኣባላት ነፍሲ...

ባይቶ ዞባ ደቡብ መበል 18 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ደቡብ፡ መበል 18 ስሩዕ ኣኼባኡ ብ9 ጥሪ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ መምህር ወልዳይ ገብረ፡ እንኣትዎ ዘለና መድረኽ ንነፍሲ-ወከፍ ዜጋ ረዚን ሓላፍነት ዘሰክም ስለዝኾነ፡ ኩሉ ኣኣብ ዝተዋፈሮ ንጥፈትን ዓውድን ብጽፈት ክሰርሕን...

“ትካላት ኣገልግሎት ቅሳነት ሂበናና” ነበርቲ ሳቡናይት

ኣብ ሳቡናይት – ንኡስ ዞባ ጎልጅ ዝርከባ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ምጥርናፎምን ርግኣት መነባብሮኦምን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብራ ከምዘለዋ ነበርቲ ገሊጾም። ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሳቡናይት፡ መደበር ጥዕና፡ ናይ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ቤት-ትምህርትን...

ጊንዳዕ – ኣብ 2018 ርቡሕ ልምዓታዊ መደባት ተሰላሲሉ

ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣብ 2018 ዝተፈላለዩ ልምዓታዊ መደባት ብግቡእ ከምእተተግበሩ ኣብ ዘካየዶ ገምጋማዊ ኣኼባ ገሊጹ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዑመር ያሕያ ሓጅ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ንመንበሪ ዝኸውን መሬት፡ ንዕንጨይቲ ዝትክእ ኣማራጺ ጸዓት፡ መጋሃጫ...

ዓዲ-ቐይሕ – መደባት-2018 ብኣወንታ ተገምጊሙ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ብምውህሃድ ህዝብን ምምሕዳርን ኣብ 2018 ዝተተግበሩ ዝርዝር መደባት ዝግምግም ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ህዝቢ 21 ምምሕዳራት ከባቢን ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ፡ ኣብ 8 ምምሕዳራት ከባቢ 51 ኪሎ-ሜተር ጽርግያታት...

ስ/ቀ/ባሕሪ – ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ይምጐሳ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ናቕፋን ሽዕብን ዝርከባ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ርግኣት መነባብሮ ልዑል ኣስተዋጽኦ ይገብራ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ኣብ መስርሕ ምጥርናፍ ህዝቢ ስሕበት ብምፍጣር፡ ፋሕ ኢሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ሓባራዊ ህይወት ከስተማቕር...

Login

Categories