Author - Staff

ድባሩዋ – ገዳይም ተጋደልቲ ቦታታት ልምዓት በጺሐን

ናብ ቦታታት ልምዓት ዝግበር ዑደት፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ንምፍላጥ ዘለዎ ኣስተዋጽኦ፡ ንዝበረኸ ስራሕ ጸዓት ዝህብ ምዃኑ፡ ብእኩብ ዑደት ዘካየዳ ገዳይም ተጋደልቲ ገሊጸን። እተን ካብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ ዝነቐላ ብማሕበር ‘ኣለናልኪ’ ዝፍለጣ ልዕሊ 60...

ኣብ ደ/ቀ/ባሕሪ፡ ወፍሪ መብጣሕቲ ሓበላ ዓይኒ ተኻዪዱ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ መላእ’ቲ ዞባ ወፍሪ መብጣሕቲ ሓበላ ዓይኒ ኣካዪዱ። ሓኪም ዓይኒ መንእሰይ ገብረ ሃይለሚካኤል ብዛዕባ’ቲ ወፍሪ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣቐዲሙ ኣብ 300 ናይ ሓበላ ጸገም ዝነበሮም ሰባት መርመራ ከምእተኻየደ፡ ን170...

ሳዋ – ሞያዊ ዓቕሚ መማህራን ዘበርኽ ትምህርቲ ተዋሂቡ

ኣብ ሳዋ፡ ሞያዊ ዓቕሚ ሓደስቲ መማህራን ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ክብ ንምባል ዝዓለመ ትምህርቲ ተወዲቡ። ኣወሃሃዲ ናይ’ዚ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝቐጸለ ትምህርቲ፡ መምህር ምሕረትኣብ ገብረስላሴ፡ እቲ መደብ፡ ኣብ መንጎ መማህራን ንዘሎ ናይ ተመኵሮን...

ብምኽንያት በዓል ልደት፡ ኣብ ጁባ – ደ/ሱዳን ባህላዊ መደብ ቀሪቡ

ብምኽንያት በዓል ልደት፡ “ዓወት ንዘላቒ ሰላምን ሽርክነትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ” ብዝብል ቴማ፡ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳንን ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብታ ሃገርን፡ ኣብ ጁባ ድሙቕ ባህላዊ መደብ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ብባህላዊ...

Login

Categories