Author - Staff

ቤት-ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሕክምናን ሕክምና ስኒን ኦሮታ 56 ተመሃሮ ብማዕርግ ዶክተረይት ኣመሪቓ

ቤት-ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሕክምናን ሕክምና ስኒን ኦሮታ፡ ትማሊ 12 ጥሪ ን8ይ ግዜኣ ኣብ ዘካየደቶ ስነ-ስርዓት፡ 56 ተመሃሮ ብማዕርግ ዶክተረይት ኣመሪቓ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ቀሲሞሞ ብዘለዉ ፍልጠትን ደሊቦሞ ብዘለዉ ዓቕምን ብቕንዕናን ተወፋይነትን ከገልግሉ ቃለ-ማሕላ...

ሓረስቶት ዋዲ-ላባ፡ ዘራእቶም ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዝበጽሐ ሓቢሮም

ሓረስቶት ዋዲ-ላባ – ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ብሩባታት ማይኡለ፡ ላባ፡ ግርግር፡ ማይ-ኣዋልድን ገርሰሊን ንዝወረደ ወሓይዝ ናብ ሕርሻታቶም ንምእላይ ብዝተወስደ ስጉምቲ፡ ዘራእቶም ብግቡእ ሰትዩ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዝበጽሐ ገሊጾም። ዝሓለፈ ዓመት ካብ ከበሳ ዝኣክል...

ኣቑርደት – ኣገልግሎት ቀረብ ማይ ንምስፋሕ ይሰራሓሉ

ክፍሊ ማይ ከተማ ኣቑርደት፡ ኣብ ውሽጢ ከተማ ተሓጺሩ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ቀረብ ዝስተ ማይ፡ ናብ ከባቢ ዓድታት ንምስፋሕ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ሓላፊ’ቲ ቤት-ጽሕፈት ኣቶ ብርሃነ መሓሪ ሓቢሩ። ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓደርደ – ኣርባዕተ ባስካታት ተዋዲደን ቈጸርቲ...

ፖሊስ ኤርትራ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ

ፖሊስ ኤርትራ፡ ብ10 ጥሪ ኣብ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈቱ ኣብ ዝርከብ ‘ኣዳራሽ ሰላም’፡ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ። ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ዓመተ2018 ምስ ኩሉ ዝነበረ ብድሆታትን ሕጽረታትን፡ ኣብ ምውሓስ ጸጥታን ሰላምን ዜጋታት፡...

Login

Categories