Author - Staff

ን/ዞ/ፎሮ – ተርእዮ ገበናትን በደላትን ነክዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣፍልጦን ንቕሓትን ህዝቢ ንምዕባይ ብዝካየድ ኣስተምህሮታትን ጐስጓሳትን፡ ተርእዮ ገበናትን በደላትን እናነከየ ከምዝመጸ ተሓቢሩ። ኣዛዚ መደበር ፖሊስ’ቲ ንኡስ ዞባ – ተለንተ ሃብቶም መንግስትኣብ ምስ ነበርቲ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ፖሊስ...

ሃበሮ – ውጽኢት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ተሞጒሱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሃበሮ – ምምሕዳር ከባቢ ሃበሮ ጻዕዳ ክካየድ ብዝጸንሐ ጐስጓሳት፡ ተሳታፍነትን ውጽኢትን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ በብግዜኡ እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ተገሊጹ። ርእሰ-መምህር ቤት-ትምህርቲ ኣዝሃሪ – መምህር ያቆብ እድሪስ፡ ኣብ...

ማእከል – ኣብ ጸረ-ባልዕ ኣሕምልትን ፍረታትን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል፡ ፍርያት ኣሕምልትን ፍረታትን ካብ ብከላ ጸረ-ባልዕ ንምክልኻል ዝሕግዝ ኣስተምህሮ፡ ብ22 መጋቢት ወዲቡ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ፖሊስ፡ ጨንፈር ሕግን ስርዓትን፡ ምምሕዳራትን ሓረስቶትን ዝተሳተፉሉ ኣስተምህሮ፡ ንጸረ...

ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ጃፓን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ጃፓን ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እዚ ብመሰረት ዕድመ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን ሚስተር ታሮ ኮኖ ዝካየድ ዘሎ...

Login

Categories