Author - Staff

ኣብ መላእ ሃገር፡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘተኰሩ ሰሚናራት ይካየዱ ኣለዉ

ኣብ መላእ ሃገር፡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘተኰሩ ሰሚናራት ይካየዱ ኣለዉ። ትማሊ 22 መጋቢት ኣብ ዞባታት ማእከል፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብን ጋሽ-ባርካን ተኻዪዶም። እቲ ብላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን ዝተኻየደ ሰሚናራት፡ ብቐንዱ ተኣትዩ ኣብ ዘሎ ሓድሽ...

ኣስማጥ – መስርሕ ምጥርናፍ ዓድታት ጽቡቕ ይቕጽል

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ መስርሕ ምጥርናፍ ዓድታት ኣብዚ ዓመት’ዚ፡ ምምሕዳራት ንኡሳን ዞባታት ቀዳምነት ክህባኦ ብዝተዋህበ መምርሒ፡ ጽቡቕ ገስጋስ የርኢ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ኣስማጥ፡ ብሰንኪ ዘይምጥርናፈን ካብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተሓሪመን ዝጸንሓ...

ምድምሳስ ‘ናደው እዝ’ ብክብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ

መበል 31 ዓመት ምድምሳስ ናደው እዝን ምሕራር ከተማ ኣፍዓበትን፡ ብ19 መጋቢት ብክብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ። ኣብቲ ብሰልፊ ህዝብን ሰራዊትን ተሰንዩ ኣብ ከተማ ኣፍዓበት ዝተኻየደ ጽምብል፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ-ኖር ረጀብ፡ ኲናት...

ማእከል – ኣብ ጽሬት ከባቢ ዝዘተየ ዋዕላ ተቓኒዑ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍርን፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታትን ወከልቲ ሃገራውያን ማሕበራትን ዝተሳተፉዎ፡ ኣብ መደባት ኮማዊ ጽሬት ዝዘተየ ዋዕላ – ብ19 መጋቢት ኣቃኒዑ። ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣቶ ዘርኢት...

Login

Categories