Author - Staff

‘47’ መንእሰያት ብያታዊ ትልሂት ሰልጢኖም

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ብያታዊ ትልሂት ዘሰልጠኖም 47 ሞያውያን፡ ብ17 መጋቢት ተመሪቖም። እቲ ንሓደ ወርሒ ብክልሰሓሳብን ግብርን ዝተዋህበ ስልጠና፡ ትርጒም፡ መበቈላዊ ኣቀራርባ፡ ልክዕነት ትልሂት፡ ከምኡ’ውን ኣልባሳትን ስልማትን ዘጠቓለለ እዩ። ኣብ’ቲ ናይ...

ኣስመራ – ኣኼባ ኣካየድቲ መደባት ክታበት ተዛዚሙ

“ንኣድማዕነት ውጽኢት ክታበት ብሓባር ንስራሕ” ብዝብል ቴማ፡ ኣስመራ ከተአንግዶ ዝቐነየት ዓመታዊ ኣኼባ ኣካየድቲ ስራሕ መደባት ክታበት – ሃገራት ዞባ ምብራቓውን ደቡባውን ኣፍሪቃ፡ ትማሊ 20 መጋቢት ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ካብ 20 ሃገራት ዝተወከሉ ኣካየድቲ...

ልኡኽ ኤርትራ ናይ ሶማሊ-ላንድ ዑደቱ ዛዚሙ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ሶማሊ-ላንድ ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ – ትማሊ 20 መጋቢት ዛዚሙ። ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ምስ ፕረዚደንት...

ሰረጀቓ – መስርሕ ምዕዳል ጤሳ ክቀላጠፍ ተሓቲቱ

ህዝቢ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ተጀሚሩ ዘሎ ምዕዳል መሬት ጤሳ፡ ግቡእ መስርሑ ተኸቲሉ ክቕጽል፡ ምስ ኣባላት ባይቶ ዞባ ማእከል ኣብ ዝገበሮ ርክብ ጸዊዑ። ብ17 መጋቢት ምስ ነበርቲ ኣርባዕተ ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ዝተገብረ ኣኼባ፡ ኣባላት ባይቶ፡ ውጽኢት...

ሓረስቶት ን/ዞ ሻምብቆ መስኖኣዊ ልምዓት ጠመተ ክግበረሉ ይሓቱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ – ኣብ ወሰናስን ሩባ ጋሽ ዝሰላሰል ዘሎ ንጥፈታት መስኖኣዊ ልምዓት፡ ብመንጽር’ቲ ዘሎ ሃብታም ትሕዝቶ መሬትን ትሕተባይታዊ ማይን ኣድማዕነት ንኽህልዎ፡ ዘድሊ ሓገዝን ምትብባዕን ክግበረሉ ሓረስቶት ሓቲቶም። ኣብ’ቲ ከባቢ ንልዕሊ 60...

Login

Categories