ERi-TV, Eritrea – Tigre News for March 25, 2019
Author - Staff
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for March 25, 2019
ERI-TV: Flight Diverted To Asmara Airport As Pregnant Woman Give Birth Midair
ERI-TV: Flight Diverted To Asmara Airport As Pregnant Woman Give Birth Midair – ተሳፋሪት ኣይሮፕላን ሃንደበት ሕማም ሕርሲ ተታሒዛ ማናቱ ብምግልጋላ ኣታ ነፋሪት ብህጹጽ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ከምእተዓልብ...
ERi TV, #Eritrea: ኣብዚ ሰሙን እዚ – Weekly News Review, March 24, 2019
ኣብ ንኡስ ዞባ ከረን፡ ውጽኢት ተመሃሮ ንምምሕያሽ፡ ከምኡ’ውን ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መባእታ፡ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ክብ ንምባል ዝተኻየደ ጻዕሪ – ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝሃበ ኣብ ገምጋማዊ ኣኼባ ተሓቢሩ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ...
ኣብ ዞባ ደቡብ ብዝሰላሰል ዘሎ ሕማም ዓባይ ሰዓል – ቲቢ ናይ ምግታእን ምፍዋስን ንጥፈታት፡ ተርእዮ’ቲ ሕማም ኣብ ምቁጽጻር ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ ዶ/ር ኣማኑኤል ምሕረትኣብ ገሊጹ። ብኣጋጣሚ መዓልቲ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ማእከል፡ ብ20 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ምስ ኣመሓዳርቲ ንኡሳን ዞባታትን ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ኣካላትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ብዛዕባ ምርባሕ ዓሳታት ኣብ ጥዑም ማይ ዘትዩ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ኤሳው ትኩእ፡ ኣብ 2018 ኣብ ምርባሕን...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for March 23, 2019
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for March 23, 2019
ኣህጉራዊ መዓልቲ ‘ዳውን ሲንድሮም’ – 21 መጋቢት፡ “ዝኾነ ሰብ ኣብ ድሕሪት ኣይነትርፍ” ብዝብል ኣህጉራዊ ቴማ፡ ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ። ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ መደብ፡ ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባሌኣውን ስንኩላን ኤርትራ ሌተና...