Author - Staff

ተጋዳላይ ብርሃነ ገብረኣብ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ብርሃነ ገብረኣብ ኪዳነ (ዕንቅርቢት)፡ ብ29 መጋቢት ኣብ መበል 70 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1974 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ብርሃነ፡ ክሳብ ዕለተ ናጽነት ኣብ ጨንፈር ኢደ-ስርሓት፡ ድሕሪ ናጽነት...

ግርመ – ባርዕ ከቢድ ጉድኣት ወሪዱ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ግርመ – ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ብ26 መጋቢት ሰዓት 3፡00 ድ.ቐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ – ኣብ ልዕሊ ኣባይቲን ንብረትን ጥሪትን ከቢድ ዕንወት ከም ዝወረደ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። በቲ ዛጊት ጠንቁ ዘይተፈልጠ ሓደጋ፡ 44 ኣጓዱ...

ወ/ሮ ጀነቲ ሑሴን ናብ ሃገራ ተፋንያ

ብነፋሪት መገዲ ኣየር ስዑድያ፡ ካብ ጅዳ ናብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ጉዕዞ እንከላ፡ ናብ 23 መጋቢት ኣብ ዘውግሐ ለይቲ – ሰዓት 1፡15 ሃንደበት ብምሕራሳ፡ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራን ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታን ሕክምናዊ ክንክንን ናብዮትን...

ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ኣካዳምያዊ ዓመት ዓጽያ

ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ-ሳዋ፡ ናይ ዓመተ-2018/2019 ኣካዳሚያዊ ንጥፈታታ ብወግዒ ዛዚማ። ብ27 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምዝዛም ስነ-ስርዓት፡ ዳይረክተር’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ርእሶም ገብረሂወት፡ እታ ቤት-ትምህርቲ ኣገልግሎት ካብ እትጅምር ሎሚዘመን...

Login

Categories