Author - Staff

ዓረዛ – ማይን ሓመድን ናይ ምዕቃብ ስራሓት ይካየድ

ኣብ 22 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ብሚኒስትሪ ሕርሻን ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባን ዝተወደበ፡ መሬት ብምርጋእ እቶትን እቶታውነትን ሕርሻ ንምድንፋዕ ዝዓለመ – ሰፊሕ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብቲ...

ጽርግያ ሰላዕ ዳዕሮ – ዓዲ-ጸናፍ ተጸጊኑ

ካብ ሰላዕ ዳዕሮ ናብ ዓዲ ጸናፍ ዝወስድ 7 ኪሎ-ሜተር ጽርግያ፡ ብምውህሃድ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሕን ህዝብን ብምሩጽ ሓመድ ተጸጊኑ። ኣስታት ሓደ ሽሕ ዝኾኑ ነበርቲ፡ ብ24 መጋቢት ኣብ ዝወዓልዎ ወፈራ፡ ብማሽነሪ ተሓጊዞም ነቲ ስራሕ ከምዝዓመምዎ፡ ወኪል ኤሪና...

ሰንዓፈ – ህዝቢ ኣብ ምዕዳግ ሃለኽቲ ክጥንቀቕ ይምከር

ቤት-ጽሕፈት ምቊጸጻር ሕግን ስርዓትን ከተማ ሰንዓፈ፡ ህዝቢ ንዝዕድጎም ሃለኽቲ ነገራት፡ ኣፋውስን ዓይነታት መግብን፡ ናይ ኣገልግሎት ግዜኦም ኣስተውዒሉ ክዕድግ፡ ግዜኦም ዝወደቐ ኣብ ዘጋጥምዎ ድማ ንዝምልከቶም ኣካላት ክሕብር ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ’ቲ ቤት-ጽሕፈት ኣቶ...

ጋሽ-ባርካ – ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ ምስ ህዝቢ ኣኼባታት ኣካዪዱ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣፍልጦን ጠመተን ሕብረተሰብ ኣብ ልዕሊ ስንኩላን ንምስፋሕ፡ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ምስ ህዝብን ኣባላት ማሕበርን ኣኼባታት ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ካብ 14 ክሳብ 22 መጋቢት – ኣብ ንኡሳን...

Login

Categories