Author - Staff

ሃኮሰኤ፡ ዕዮ ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዓውደ-ዘተ ወዲቡ

ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ)፡ ምስ ኣህጉራዊ ውድብ ዕዮ ብምትሕብባር፡ “መጻኢ ዕዮ ኣብ ኤርትራ፡ ተበግሶ ሓደ ዘመን” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ትማሊ ጀሚሩ ሎሚ 31 ግንቦት ዝዛዘም ዓውደ-ዘተ ኣብ ኣስመራ ወዲቡ። ሚኒስተር ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ በዓል ናጽነቶም ይጽምብሉ

ኣብ ካምፓላ – ኡጋንዳን ዝተፈላለያ ከተማታት ኢጣልያን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ በዓል ናጽነት ሃገሮም ብልዑል መዓርግ ጸምቢሎም። ብ25 ግንቦት ኣብ ካምፓላ ኣብ ዝተኻየደ – ኣስታት 800 ኤርትራውያን፡ ኣዕሩኽ ኤርትራን ዕድመ ዝተገብረሎም ኣጋይሽን...

ኤርትራ፡ ኣብ ዋዕላ መሓድሮ ደቂ-ሰብን ዘላቒ ምዕባለ ከተማታትን ትሳተፍ ኣላ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ኬንያን ታንዛንያን፡ ከምኡ’ውን ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ፕሮግራም መሓድሮ ደቂ-ሰብን ዘላቒ ምዕባለ ከተማታትን ሕቡራት ሃገራት፡ ኣቶ በየነ ርእሶም፡ ካብ 27 ክሳብ 31 ግንቦት ኣብ ናይሮቢ – ኬንያ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ቀዳማይ...

ኣስታት 9 ሽሕ ዩሮን 20 ሽሕ ናቕፋን ተወፍዩ

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብሩ ዜጋታት፡ 8,938 ዩሮን 20 ሽሕ ናቕፋን፡ ንመናበዪ ስድራ ስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን ወፍዮም። ብመሰረት ሓበሬታ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ብ“ደቂ ሓደ ልቢ” ዝፍለጡ ዜጋታት፡...

መራሕቲ ቬትናምን ማልታን ናይ ‘ዮሃና’ መልእኽቲ ሰዲዶም

ፕረዚደንት ማሕበርነታዊት ሪፓብሊክ ቬትናም ንጉየን ፉ ትሮንግን፡ ልኡል ማልታ ጂያኮሞ ዳላ ቶረን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ ኣብ መልእኽታቶም፡ ንኤርትራን ህዝባን...

Login

Categories