Author - Staff

ኤርትራውያን ነበርቲ ብሪጣንያ፡ ኡጋንዳን ፈረንሳን ኣብ ኩነታት ሃገር ዘትዮም

ኤርትራውያን ነበርቲ ለንደን – ዓባይ ብሪጣንያ፣ ናንት፡ ሬነን ኤንጀንን – ፈረንሳ፣ ካምፓላን ከባቢኣን – ኡጋንዳ፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገሮምን ዞባዊ ምዕባለታትን ዘትዮም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣቶ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ በዓል ናጽነቶም ይጽምብሉ

ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ከሰላ – ሱዳን፡ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣቶ ኢብራሂም እድሪስን ኣመሓዳሪ ዞባ ከሰላ ሜጀር ጀነራል ማሕሙድ ባብክርን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ28 ግንቦት በዓል ናጽነት ብልዑል መዓርግ ጸምቢሎም። ኣብቲ ብርክት...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ በዓል ናጽነቶም ይጽምብሉ

ኤርትራውያን ነበርቲ ቤልጁም፡ ኖርወይ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዛምብያን፡ በዓል ናጽነቶም ብድምቀት ጸምቢሎም። ተቐማጦ ብራስለስ ኣብ ዘካየድዎ ጽምብል፡ ጽንዓት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብዘረጋገጾ ዓበይቲ ዓወታት – ዝስመዖም ሓበን ብምግላጽ፡ መደባት...

ሃ/ኮ/መ/ኤ፡ ናይ ወነንቲ ብርኪ ኣኼባ ኣካዪዱ

መበል 15 ሓፈሻዊ ዓመታዊ ኣኼባን 3ይ ፍሉይ ኣኼባን ወነንቲ ብርኪ ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ፡ ትማሊ 1 ሰነ ኣብ ኣስመራ – ሆቴል ኣስማራ ፓላስ ተቓኒዑ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ኮርፖረሽን ኣቶ ዘርኡ ወልደሚካኤል ኣብ ዘስመዖ መኽፈቲ ቃል፡ ንኩነታት...

Login

Categories