Author - Staff

መንእሰያት ዓሰብ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝርከባ ትካላት ተዓዚቦም

ኣባላት ዝተፈላለያ ውዳበታት ሃማመተኤ ዝኾኑ – 80 መንእሰያት ተመሃሮ ንኡስ ዞባ ዓሰብ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ልምዓት ንምዕዛብን ኣፍልጦኦም ንምስፋሕን ዝሕግዞም ዑደት ኣካዪዶም። እቲ ብሃማመተኤ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝተወደበ ዑደት፡...

ኤርትራውያን ነበርቲ ደ/ም/ኣመሪካ በዓል ናጽነቶም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማታት ሎስ-ኣንጀለስ፡ ላስ-ቬጋስን ሳን-ዲየጎን – ደቡባዊ ምዕራብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ መበል 28 ዓመት በዓል ናጽነት፡ “ጽንዓት ብጽንዓት ንልምዓት” ብዝብል ቴማ ብልዑል ማዕርግ ጸምቢሎም። እቲ ካብ 22 ክሳብ 26 ግንቦት...

ኣቶ ብርሃነ ገብረሂወት ኣብ ቺካጎን ኢንድያናፖሊስን ሰሚናር ኣካዪዱ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣቶ ብርሃነ ገብረሂወት፡ ብ2 ሰነ ንኤርትራውያን ነበርቲ ቺካጎን ኢንድያናፖሊስን፡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ዞባዊ ምዕባለታትን ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ኣባላት ህዝባዊ ውዳበታት ዝተሳተፉዎ...

ኤርትራውያን ነበርቲ ብሪዝቤንን ኣትላንታን፡ በዓል ናጽነቶም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ብሪዝቤን – ኣውስትራልያን ኣትላንታ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፡ በዓል ናጽነቶም ብክብ ዝበለ ድምቀት ጸምቢሎም። ብ1 ሰነ ኣብ ብሪዝቤን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ጠቕላሊ ቈንስል ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ፡ ኣቶ መሓሪ...

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል ድሙቕ ጽምብል ኣካዪዶም

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ብ1 ሰነ – ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ ተኣኻኺቦም፡ በዓል ናጽነት ሃገሮም ብልዑል ድምቀት ጸምቢሎም። ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ኣቶ ሰለሙን ክንፈ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ 20...

ዓንሰባ – ተመሃሮ ሰፊሕ ወፈራዊ ስራሕ ኣካዪዶም

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ተመሃሮ ብኣጋጣሚ 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ንዝትከል ኣግራብ ዝኸውን ጐዳጒዲ ንምድላውን፡ ጣንጡ ዝራባሓሉ ቦታታት ንምድፋንን፡ ብ31 ግንቦት ወፈራዊ ማእቶት ኣካዪዶም። እቲ ብጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ተወዲቡ ዝተኻየደ ስራሕ፡...

Login

Categories