Author - Staff

ኤርትራውያን ነበርቲ ዱባይ፡ ኩወይትን ሪያድን በዓል ናጽነቶም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ዱባይ፡ ኩወይትን ሪያድን በዓል ናጽነት ሃገሮም ብምዕሩግ ኣገባብ ጸምቢሎም። ብ6 ሰነ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ኣቶ ዑስማን መሓመድዑመር፡ ኣብ መፋርቕ 2018 ዝተኸስተ ትስፉው ሃዋህው፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ሪፓብሊክ ግብጺ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሪፓብሊክ ግብጺ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ ቀዳም 8 ሰነ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ናብ’ታ ሃገር ገይሹ። ፕረዚደንት ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ቤተመንግስቲ ‘ኣልእትሓድያ’...

Login

Categories