Author - Staff

ERi-TV Interview: ዕላል ምስ ስነ-ጥበበኛ ነጋሲ ገብረድንግል “ኣቦ ስነጥበብ ኤርትራ”

መስራቲ ሽዱሽተ ጉጅለ ባህልታት ደራሲ ደርፍታት ደራሲ ዜማታት ደራሲ መዝሙራት ደራሲ ድራማታት ጽሓፊ ናይ መራሕቲ መደብ ተነበብቲ ጽሑፋት (ብትግርኛን እንግሊዝን) ኣላዪን ኣዋሃዲን ኣማኢት ብሓባር ዝሳተፉሉ ናይ ስታዲዮም ሰእላዊ ካርድታት ምልውዋጥ ምርኢታት ወዘተ...

ኣብ ምዕራይ መስመራት ማይ ዝነጥፉ ዘለዉ ሰራሕተኛታት ተሞጒሶም

ኣብ 2004 ብማሕበር ዝተጠርነፉ ‘ኤርትራውያን ተመለስቲ ዓዲ-እንግሊዝ’፡ ኣብ ምዕራይ መስመራት ማይን ረሳሕ ፈሳስን ከተማ ኣስመራ ንዝነጥፉ ዘለዉ ሰራሕተኛታት፡ ናይ ምሳሕ እንግዶት ብምውዳብ ኣተባቢዖምዎም። እቶም ዜጋታት ነቲ መደብ ዝወደቡ፡ ነቶም ካብ ዝሓለፈ ወርሒ...

ጋሽ-ባርካ – መነባብሮ ስድራ ስዉኣት ንምምሕያሽ ዝተበገሰ ፕሮጀክት ውጽኢት የርኢ

ኣብ ኣርባዕተ ንኡሳን ዞባታት ጋሽባርካ፡ ስድራ ስዉኣትን ጽጉማትን ተጠርኒፎም ኣብ ልምዓት ጀራዲን ብምስታፍ መነባብሮኦም ንምምሕያሽ ብመልክዕ ፕሮጀክት ዝተታሕዘ መደብ፡ ጽቡቕ ኣንፈት ሒዙ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ብመኸተን ልምዓትን ምዕራባዊ ዞባ ዝእለ ዘሎ ናይ ልምዓት...

Login

Categories