Author - Staff

ጋዜጣዊ መግለጺ መርገጺ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ንኩነታት ሱዳን ዘብእስ’ዩ!

ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ካብ መፈለምትኡ ንኣፍሪቃን ሃንቀውታ ህዝብታታን ዕዳ ምዃኑ፡ ንዕረይኡ ዝተሃቀነ ጻዕሪታት ዛጊት ከምዘይሰመረ’ውን ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ’ዩ። እቲ ዝያዳ ዘሰክፍ ግን፡ ድኻማቱ ዘይኰነ፡ ንናይ ግዳም ምትእትታዋት፡ ምስምስን ሽፋንን ምዃኑ’ዩ። ናይ ቀረባ ቀሊል...

መደበር ጥዕና ሮብሮብያ ብተገልገልቲ ትምጐስ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ምምሕዳር ከባቢ ሮብሮብያ እትርከብ መደበር ጥዕና፡ ንቕሓት ነበርቲ ክብ ኣብ ምባል ብሓፈሻ፡ ምውሓስ ጥዕና ኣዴታትን ህጻናትን ከኣ ብቐንዱ ዕዙዝ ኣበርክቶ ትገብር ከምዘላ ተገሊጹ። እታ መደበር ጥዕና፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ እትህቦ ኣገልግሎት፡...

ኤርትራውያን ተቐማጦ ስካንዲነቭያ ዕለተ-ናጽነቶም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገራት ስካንዲነቭያ – ሽወደን፡ ኖርወይ፡ ዴንማርክን ፊንላንድን፡ መዓልቲ ናጽነት ሃገሮም፡ ብውዕዉዕ ሃገራዊ ወኒን ድምቀትን ኣብዒሎም። እቶም ዜጋታት፡ ኣብ ከተማታት ስቶክሆልም፡ ኦስሎ፡ ኮፐንሃገን፡ ዮቶቦሪ፡ ኡረብሩ፡ ኡምዮ፡...

ዒድ ኣልፈጥር፡ ብክብ ዝበለ መዓርግ ተኸቢሩ

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ናይ ዓመተ 1440 ሂጅርያ፡ ትማሊ 4 ሰነ ኣብ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲ መስከረም ብክብ ዝበለ መዓርግ ተኸቢሩ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ምእመናን...

ሓበሬታ

ሎሚ ሰሉስ 4 ሰነ ዒድ ኣልፈጥር እዩ።
በዚ ምኽንያት፡ ሎሚን ጽባሕን ህዝባዊ በዓል እዩ።

Login

Categories