Author - Staff

ሓይሊ-ኣየር፡ ብዝተፈላለየ ዓውዲ ዘሰልጠኖም 250 ኣባላት ኣመሪቑ

ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ብዓውድታት በረራ ዝተፈላለያ ዓይነት ነፈርቲ፡ ቴክኖሎጂ ነፈርቲ፡ ምክልኻል ሚሳይላት ነፈርትን ስርዓተ-ራዳርን፡ ከምኡ’ውን ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣቭየሽን ዘሰልጠኖም 250 ኣባላቱ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝተረኽበሉ ስነ-ስርዓት፡ ትማሊ...

ሓበሬታ ብዛዕባ ዒድ ኣልፈጥር

ሂላል ወርሒ ሸዋል፡ ሰኑይ 3 ሰነ ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር። ስለ’ዚ፡ ኩሎም ኣመንቲ ምስልምና፡ ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ሂላል ወርሒ ሸዋል ከቋምቱ ይግባእ። ምውጻኣ ዘረጋገጸ ድማ፡ ቃል ምስክርነቱ ንዝቐረበ ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእ ወይ ባይቶ ኣውቓፍ ክህብ ይሕተት። ምስራቕ...

መራሕቲ ሃገራት ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

ኣቦ-መንበር ወተሃደራዊ መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን ሌተና ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፎሳ፡ ፕረዚደንት ማላዊ ኣርተር ሙታሪካን ዋና ኣመሓዳሪ ኣውስትራልያ ሰር ፒተር ኮስግሮቭን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ ኣብ...

ማይ-ዓይኒ – ዓቢ ወፍሪ ዝተገብረሉ ፕሮጀክት ማይ ተመሪቑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ፡ ንሓውሲከተማ ኰዓቲት ከምኡ’ውን ዓድታት ምርጋጽ፡ ማዕዶ ሩባ፡ ዓደፈርቲን ዓዲ ዕጥቀትን ከገልግል ብኣስታት 6.3 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት ዝስተ ማይ፡ ብ28 ግንቦት ተመሪቑ። እቲ ኣብያተ-ትምህርቲን ትካል ጥዕናን እውን ተጠቀምቲ...

Login

Categories