Author - Staff

ነበርቲ ን/ዞ/ በሪኽ፡ ንስድራ ስዉኣት ሓገዝ ኣበርኪቶም

ኣብ ንኡስ ዞባ በሪኽ – ነበርቲ ምምሕዳር ወኪድባ፡ ብምኽንያት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፡ “ሳላ ስዉኣትና ከቢርና” ብዝብል መንፈስ፡ ን26 ስድራ-ቤት ስውኣት ሓገዝ ኣበርኪቶም። ኣመሓዳሪ ወኪድባ ኣቶ መሓሪ ጐደፋ፡ እቲ መደብ ምስ ኣባላት ሃማደኤ ናይ’ታ ዓዲ...

ኣብ ቅድመ-ምክልኻል ሓደጋታት ዝመያየጥ ዓውደ-ዘተ ተኸፊቱ

ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ጥዕናን ቤትጽሕፈት ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ኣብ ኤርትራን ዝተወደበ፡ ኣብ ተኽእሎታት ክስተት ተፈጥሮኣውን ሰብ-ሰርሖን ሓደጋታትን ክግበር ዘለዎ ቅድመምክልኻልን ዝመያየጥ ዓውደ-ዘተ፡ ብ27 ግንቦት ኣብ ኣስመራ – ሆቴል ኣስማራ ፓላስ ተኸፊቱ።...

ዘላቕነት ቀረብ ማይ ንምርግጋጽ፡ ዓበይቲ መደባት ይትግበሩ ኣለዉ

ዘላቕነት ቀረብ ንዝስተን ልምዓታዊ መደባትን ዘገልግል እኹል ማይ ንምርግጋጽ፡ ምህናጽ ከዘንቲ ማይ፡ ምውዳድ ትሕተ-ቅርጺ ስርዓተ-ምክፍፋልን ምትካእ ዝኣረገ ሻምብቆታትን ዘጠቓልሉ ዓበይቲ ፕሮጀክትታት ይትግበሩ ኣለዉ። ኤርትራ – ዝያዳ ካብ ዝናብ ኣብ እትረኽቦ...

በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ብድምቀት ተኸቢሩ

ብኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ከምኡ’ውን ብቀዋሚ ተልእኾ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቁጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃን ዝተወደበ ጽምብል ናጽነት፡ ብ25 ግንቦት ኣብ ሓድሽ ቀጽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ – ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኻይዱ። እቲ ኣብ...

መንደፈራ – ሰፊሕ ልምዓታዊ መደባት ይትግበር

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ክትግበር ውጥን ዝወጸሉ መደብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ከምኡ’ውን ምድልዳል መሬት፡ ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ 57 ሚእታዊት ከምእተሰላሰለ ተገሊጹ። ሓላፊ ቁጠባዊ ልምዓት ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣቶ ማእከለ ተስፋሚካኤል፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ 700 ሄክታር...

መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ናይ ‘ዮሃና’ መልእኽቲ ሰዲዶም

ፕረዚደንት ፖላንድ ኣንድረ ዱዳ፡ ፕረዚደንት ፖርቱጋል ማርሴሎ ዴ ሶሳ፡ ንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት፡ ፕረዚደንት ኩባ ሚጉዌል ድያዝ-ካነል፡ ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ስዊስ ኡሊ ማውረር፡ መራሒ ዖማን ቓቡስ ቢን ስዒድ፡ ንጉስ ኔዘርላንድስ ዊልየም...

Login

Categories