Author - Staff

ኣባላት ሚ/ትምህርቲ ዞባ ሰ/ቀ/ባሕሪ ስድራ-ስዉኣት ይሕግዙ

ኣባላት ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንስድራ ስዉኣት ዝገብሩዎ ሓገዝ ብዝለዓለ ከም ዝደፍኡሉ፡ ብ16 ሕዳር ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ – ዓድታት ዓኬሎ፡ ዓሳዒላን ገልዓሎን ንዝርከባ 5 ስድራ ስዉኣት – ንክልተ ዓመት ንምእላየን...

ድባርዋ – ደያኑን ሽማግለታት ዕርቂን ኣስተምህሮ ተወዲቡሎም

ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ንሓደስቲ ደያኑን ሽማግለታት ዕርቂን ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ – ኣብ ስርሖም ዝሕግዞም ኣስተምህሮ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ኣብ ኣገልግሎት ንዝጸንሑ ድማ ወረቐት ምስክርን ምስጋናን ተዋሂቡ። ነቲ ኣስተምህሮ ዝሃበ ሓላፊ ቤት-ፍርዲ ድባርዋ...

ዒላበርዕድ – ሓረስቶት ምስ ምቁር ድንሽ ይላለዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ ዝነጥፉ ልዕሊ 100 ሓረስቶትን ኣልማዕቲ ጀራዲንን፡ ምስ ዘርኢ ምቁር ድንሽ ዘላሊ ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም። እቲ ብጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ዓንሰባ ተወዲቡ፡ ካብ 13 ክሳብ 15 ሕዳር ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ በብእዋኑ ምርምር...

ሻምብቆ – ዝኽሪ ምምስራት ሃማደኤ ብደረጃ ዞባ ተጸምቢሉ

ዝኽሪ 40 ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ብደረጃ ዞባ ጋሽ-ባርካ ብ17 ሕዳር ኣብ ሓውሲ ከተማ ሻምብቆ ተጸምቢሉ። ኣብቲ ብህዝባዊ ሰልፍን ስነጥበባዊ መሰናድኦታትን ዝተሰነየ መደብ፡ ኣደ-መንበር ሃማደኤ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ወይዘሮ ይሕደጋ...

ጽርግያ ዓዲ-ቐይሕ-ኣሻራ ብህዝባዊ ወፈራ ይጽገን ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሕረትን ዓዲለጅን ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም፡ ካብ ዓዲ-ቐይሕ ክሳብ ኣሸራ ዝኣቱ 22 ኪሎ-ሜተር ጽርግያ ይጽግኑ ኣለዉ። ነቲ ስራሕ ዝከታተሉ ዘለዉ ኣባላት ኮሚቴ ልምዓት ከምዝሓበርዎ፡ እዚ ካብ 25 ጥቅምቲ ጀሚሩ ዝጽገን...

ድባርዋ – ኣእካል ብወፈራታት ይእከብ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ገርጠጢ፡ ክሳድዳዕሮ፡ ዓዲቀ-ተዂላ፡ ዓዲ-በዝሓንስ፡ መረብ፡ ገዛ-ላምዛ፡ ተማጅላ፡ ዛውል፡ ዓዲ-ገብራይ፡ ሽከቲ፡ ተራ-እምኒ፡ ዓዲፈለስቲ፡ ዓዲ-ናህባይ፡ ዓዲ-ሎጎን ዓዲሸረፈቶን፡ ኣእካል ብወፈራ ኣኪቦም። ሓላፊ ቤት...

Login

Categories