Author - Staff

ኣፍዓበት – 20 ደቂ-ኣንስትዮ ብሞያ ሰልጢነን

ቤት-ጽሕፈት ሃማደኤ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ ሞያውን ቊጠባውን ዓቕሚታት ደቂኣንስትዮ ክብ ንምባል ዘካይዶ ጻዕሪ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብስራሓት ዕንቊን ላኻን ዘሰልጠነን 20 ደቂ-ኣንስትዮ ኣመሪቑ። ሓላፊት ናይ’ቲ ቤት-ጽሕፈት ወ/ሮ ፋጥና ሓምድ፡...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን፡ ከምኡ’ውን ኤርትራውያን ነበርቲ ኡትሪኽትን ሮተርዳምን – ሆላንድ፣ ስቶክሆልምን ከባቢኣን – ሽወደን፣ ሻርሎት፡ ዋሽንግቶን-ዲሲ፡ ዳላስ፡ ኒውኦርሊንስ፡ ህዩስተንን – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ደማምን ከባቢኣን...

ሚ/ሕርሻ፡ ኣብ ኣተሓሕዛን ኣከዛዝናን ኣእካል ትምህርቲ ወዲቡ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ካብ 20 ክሳብ 22 ሕዳር ዝቐጸለ፡ ኣብ ኣተሓሕዛን ኣከዛዝናን ኣእካል – ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ኣብ ኣስመራ ወዲቡ። ኣብ’ዚ “ትሑት ብከላ እኽሊ – ውሑድ ብኽነት እኽሊ – ርቡሕ ኣታዊ!” ንዝብል መሪሕ-ቃል ማእከል ገይሩ...

መንደፈራ – ንጥፈታት ባህሊ፡ ስፖርትን ጥዕናን ተገምጊሙ

ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብ15 ሕዳር፡ ኣብ ዓመተትምህርቲ 2018/2019፡ ኣብ ባህሊ፡ ስፖርትን ጥዕናን ናይ ዘሰላሰሎ ንጥፈታት ገምጋም ኣካዪዱ። ካብ 24 ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተዋጽኡ ኣስታት 120 መማህራን ኣብ ዝተሳተፍዎ ገምጋማዊ...

ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ንስልጠናታት ዝግምግም ርክብ ወዲቡ

ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ዓመተ-2019 ምስ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ብምትሕብባር ዝወደቦ ስልጠናታት ንምግምጋም፡ ብ20 ሕዳር ርክብ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተራት ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ወከልቲ ዝተፈላለያ...

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ሪያድን ከባቢኣን ብውዕዉዕ መንፈስ ተኸፊቱ

ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ሪያድን ከባቢኣን – ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ፡ “ብጽንዓት ልኡላውነት ኣውሒስና፡ ብጽንዓት ሃገርና ከነልምዕ ኢና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ብ20 ሕዳር ብውዕዉዕ መንፈስ ተኸፊቱ።...

Login

Categories