Author - Staff

ኣህጉራዊ ቅነ ጸረባክተርያ ካብ 25-30 ሕዳር ክካየድ’ዩ

ኣህጉራዊ ቅነ ጸረ-ባክተርያ መድሃኒታት፡ ብምትሕብባር ሚኒስትሪታት ጥዕናን ሕርሻን ካብ 25 ክሳብ 30 ሕዳር ኣብ መላእ ሃገር ክካየድ’ዩ። ዕላማን ኣገዳስነትን ናይ’ቲ ቅነ፡ ተጻዋርነት መድሃኒታት ጸረ-ባክተርያ ኣህጉራዊ ኣተኲሮ ከምዝረክብ ንምግባር፡ ብርትዓዊ ኣጠቓቕማ...

ዓንሰባ – ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ተራ ህዝቢ ክዓዝዝ ተሓቲቱ

በዓል-መዚ ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ ኣፍልጦን ተሳታፍነትን ህዝቢ ኣብ ምሕደራ ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ዝያዳ ንምብራኽ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ርክባት የካይድ ኣሎ። እቲ ካብ ካልኣይ ሰሙን ናይ ወርሒ ሕዳር ዝጀመረ መደብ፡ ብቐንዱ ሜላታት...

ሚኒስተር ዑስማን፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ሪያድን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካዪዱ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ንኤርትራውያን ተሳተፍቲ መበል 22 ዓመታዊ ፈስቲቫል ሪያድን ከባቢኣን – ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን መንግስቲ ኣበጋጊስዎ ዘሎ ዓበይቲ መደባት ልምዓትን፡ ከምኡ’ውን ዞባዊ ምዕባለታት ዘተኰረ...

Login

Categories