Author - Staff

ኣብ ዞባ ደቡብ ዝተራእየ ዕስለ ኣንበጣ፡ ጉድኣት ከየውረደ ተመኪቱ

ካብ ኢትዮጵያ ተበጊሱ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጸሮና፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ሰገነይቲ፡ ማይዓይኒን ሰንዓፈን ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ዝተራእየ ዕስለ ኣንበጣ፡ ብዝተኻየደ ውሁድ ናይ ምክልኻል ስራሓት፡ ኣብ ዘራእትን መገሃጫታትን ጉድኣት ከየውረደ ኣብ ቁጽጽር ከምዝወዓለ፡ ጨንፈር...

መደበር ፈልሲ ገርሰት፡ ጠለባት ከተማልእ ጀሚራ

ኣብ ትሕቲ ዲጋ ገርሰት ዝተደኰነት መደበር ፈልሲ፡ ኣቐዲሙ ካብ ወጻኢ ዝመጽእ ዝነበረ ጠለብ ፈልሲታት ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን ኤርትራ ንምምላእ፡ ብውሽጣዊ ዓቕማ ክትነጥፍ ጀሚራ። ሓላፊ’ታ መደበር መንእሰይ ኤርምያስ ዘርኣይ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ቈልዑ፡ ብደረጃ ሃገር ኣብ ኣስመራ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ቈልዑ – 20 ሕዳር፡ “ውሁድ ጻዕሪ ንምርግጋጽ መሰላት ቈልዑ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ-ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ብክብ ዝበለ መዓርግ ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ...

Login

Categories