Author - Staff

ባጽዕ – ኣብ ዕቃበ ቅርሲን ባህላዊ ውርሻን ዝዘተየ ዋዕላ ተቓኒዑ

ብኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝተወደበ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ኣብ ዝርከብ ታሪኻዊ ኣገዳስነትን ቱሪዝማዊ ሰሓብነትን ዘለዎ ሓድግታትን ባህላዊ ውርሻታትን ንምዝታይ፡ ብ27 ሕዳር ኣብ ከተማ ባጽዕ ዋዕላ ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዋዕላ፡ ሓድግታት...

ስልጠና ‘ድሕነት ኣከባብያዊ ሓደጋታት’ ተዛዚሙ

ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ምስ ማእከል ክሊማዊ ትንቢትን ትግባረን ዞባዊ በይነ-መንግስታዊ በዓል-ስልጣን ንልምዓት (ICPAC) ብምትሕብባር ዝወደቦ – ኣብ ኣከባብያዊ ቁጽጽር ከምኡ’ውን ምክልኻልን ምድህሳስን ኣከባብያዊ ሓደጋታት ዘተኰረ ንሽድሽተ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ1 ታሕሳስ ብምክትል ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ ንዝተመርሐ ልኡኽ ሱዳን፡ ኣብ ኣዳራሽ ሃገር ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። እቲ ርክብ፡ ኣብ ሕቶ ውሕስነት ሰላም ሱዳን ብሓፈሻ፡ ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ብረታዊ...

መንደፈራ – ኣብ ምክልኻል ገበን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣብ ድሕነት ትራፊክን ምክልኻል ገበናትን – ንተመሃሮ፡ ወለድን ኮማዊ ፖሊስን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ሓላፊ ምክልኻል ገበን ምክትል ተለንተ ገብረትንሳኤ ብርሃነ፡ ኣብ ኣገዳስነት ምሕያል ርክብ ህዝብን ፖሊስን፡ ምቅላዕ ገበነኛታትን...

ፎሮ – ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ብጽቡቕ ተሰላሲሉ

ካብ 15 ክሳብ 30 ሕዳር ክካየድ ዝተመደበ ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺን ዕደላ ቫይታሚን ‘ኤ’ን፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ ብጽቡቕ ከምእተሰላሰለ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ትካላት ጥዕና ነርስ መርሃዊ ሓድጉ፡ ኣብ 15 ምምሕዳራት ከባቢ፡ 59 ዓድታትን 21...

ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል፡ ኣብነታውያን ገረብቲ ኣተባቢዑ

ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል፡ ንኣብነታውያን ገረብቲ ውልቀ-ሰባት፡ ዓድታት፡ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን መንግስታውያንን ሃይማኖታውያንን ትካላት ኣተባቢዑ። ብ28 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ እቶም ኣብነታውያን ገረብቲ – ወረቐት ምስክር፡...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ኤይድስ ተዘኪራ ውዒላ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ኤይድስ – 1 ታሕሳስ፡ “ተራ ሕብረተሰብ ኣብ ምክልኻል ኤች.ኣይ.ቪ ይዕዘዝ” ብዝብል ቴማ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን፡ ኣወሃሃዲት ትካላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ዕድመ ዝተገብረሎም ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ትማሊ 30 ሕዳር...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኤርትራ፡ ኣብ መበል 17 ዋዕላ ሚኒስተራት ኣከባቢ ሃገራት ኣፍሪቃ ክትሳተፍ እንከላ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ቦሎኛ፡ ርያድ፡ ስያትልን ኦክላንድን ድማ፡ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ካብ 14 ክሳብ 15 ሕዳር ኣብ ደርባን – ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ...

Login

Categories