Author - Staff

ራብዓይ ዙርያ ውድድር ‘ሽንግርዋ ኣካዳሚ’ ተዛዚሙ

ራብዓይ ዙርያ ውድድር ‘ሽንግርዋ ኣካዳሚ’ 2017/2018፡ ትማሊ ቀዳም 29 ታሕሳስ ብዝተኻየደ 5ይ መድረኽ ተዛዚሙ። ኣብ’ዚ ብደረጃ ሃገር ብዓይነቱ ዝዓበየ ውድድር፡ ሎሚ ዓመት ብጠቕላላ ኣብ ሰለስተ ምድባት – ማለት ደርፊ፡ ትልሂትን ምልከት ያታዊ...

ምምሕዳር ዞ/ደ/ቀ/ባሕሪ፡ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ

ምምሕዳር ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብ26ን 27ን ታሕሳስ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ናይ 2018 ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ኣብ ኣተገባብራ ውጥናት 2019 ዘትዩ። ኣብ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊ፡ ህንጻውን ልምዓታውን መዳያት ተታሒዞም ዝነበሩ መደባት፡ ብመንጽር...

ሚኒስተር ፍትሒ፡ ኣብ ዓሰብ ሰሚናር ኣካዪዳ

ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፡ ብ27 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ዓሰብ – ኮም ዝሰረቱ ክብርታት ኣብ ምዕቃብ ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዳ። ሚኒስተር ፎውዝያ፡ ህዝቢ ኣብ ባህላውን ማሕበራውን ክብርታቱ ተመርኲሱ ጉዳያቱ ዘመሓድረሉ ኮም ዘማእከለ ፍርዳዊ ትካላት ከምዘለዎ...

ተጋዳላይ ኮሎኔል የማነ ተስፋሚካኤል ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔለ የማነ ተስፋሚካኤል (ባዱ)፡ ብ26 ታሕሳስ፡ ኣብ መበል 68 ዓመት ዕድሚኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ለካቲት 1976 ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ገዲም ተጋዳላይ የማነ፡ ኣብ ገድላዊ ሂወቱ፡ ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሓላፍነት፡...

ኮሚቴ ወለዲ ን/ዞ/ሓጋዝ ን‘ተመሃሮ ሳዋ’ ኣተባቢዖም

ምሕያል ስሉሳዊ ዝምድና ወለዲ፡ ተመሃሮን መማህራንን፡ ብዝለዓለ ክስራሓሉ ከምዝግባእ፡ ኩነታት ናይቶም ኣብ 2ይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይይከኣሎ ዝርከቡ ኣባላት 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምዕዛብ፡ ብ23 ታሕሳስ ናብ ሳዋ ዝወረዱ ኣባላት ኮሚቴ ወለድን ኣካላት...

Login

Categories