Author - Staff

ናጻ ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ ጉጅለ ኢትዮጵያውያን ዶክተራት ኣስመራ ኣትዩ

ኣብ ኤርትራ ናጻ ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ፡ 35 ሓደስቲ ምሩቓት ዶክተራትን ሓሙሽተ ምኵራት ናይ ሕክምና ክኢላታትን ዝጠርነፈ ጉጅለ ኢትዮጵያውያን ዶክተራት፡ ብ30 ታሕሳስ ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ፡ ብምክትል ሚኒስተር ጥዕና ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ናይ ዮሃና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣጋጣሚ ምጅማር ሓድሽ ዓመት፡ ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን መልእኽቲ ሰናይ ምንዮት ኣመሓላሊፉ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መልእኽቱ፡ ዓመተ-2018፡ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ክምህ ዘይብል መኸተኡ፡ እልቢ ዘይብሉ ተጻብኦታት...

ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ምስ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ ዘትዩ

ኣብ 2019 ክትግበሩ ኣብ ዝተወጠኑ መደባት ልምዓት፡ ህዝቢ ከም ወትሩ ተሳትፎኡ ከዕዝዝ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ብ28 ታሕሳስ ምስ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣተሓሳሲቡ። ተኸሲቱ ዘሎ መዋእል ሰላምን...

Login

Categories