Author - Staff

ማእከል – ዝኽሪ 40 ዓመት ምምስራት ሃማደኤ ተዛዚሙ

ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 40 ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ብደረጃ ዞባ ማእከል ክካየድ ዝቐነየ መሰናድኦታት፡ ብ29 ሕዳር ኣብ ኣስመራ – ቀጽሪ ኤክስፖ ብድሙቕ ኣገባብ ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡...

ኣብ ሓልሓል፡ ክልተ ትካላት ትምህርቲ ይህነጻ ኣለዋ

ምምሕዳር ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሓልሓል ምስ ምጥርናፍ ዓድታት ዝተኸስተ ጠለብ ትካላት ትምህርቲ ንምምላእ፡ ተወሳኺት ናይ መባእታ ቤትትምህርቲ ይሃንጽ ኣሎ። እዛ ብ1.5 ሚልዮን ናቕፋ ትህነጽ ዘላን 20 ሚእታዊት መስርሕ ህንጸታ ዝተዛዘመን ቤት-ትምህርቲ፡ ካብ...

መደባት ትምህርቲ ንዓበይቲ – 2018/2019 ይግምገም ኣሎ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት መንደፈራ፡ ደቀምሓረ፡ ዓዲ-ቐይሕን ወግረተት – ንኡስ ዞባ ሽዕብን፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2018/2019 ዝተሰላሰለ መደባት ትምህርቲ ንዓበይቲ፡ ዝሓሸ ውጽኢት ከምዝሃበ፡ ሎምቅነ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማት ተገሊጹ። ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡...

ኣስመራ – ብምኽንያት ዝኽሪ ምምስራት ሃማደኤ ካርኒቫል ቀሪቡ

ብምኽንያት ዝኽሪ 40 ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ንተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት፡ ምውሓስ ልኡላውነትን ህንጸት ሃገርን ዘንጸባርቕ ካርኒቫል ብ27 ሕዳር ኣብ ቀንዲ ጐደናታት ኣስመራ ቀሪቡ። እቲ “ዮሃና – ነታ ሽግ...

ጋዜጣዊ መግለጺ ዕብዳን ቐጠርን ውጥን ኲናት 2019 ዓ.ምን

ቐጠር፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመታት፡ ካብ መሬት ሱዳን ኣንጻር ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ተበግሶ ብዛዕባ ዝነበረት ተጻብኦታት ዝተዋህበ መግለጺታት ዝዝከር’ዩ። ሱዳን ከም መድረኽ ሽበራዊ ሸርሕታት እናጸበበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎናዮ ዓመት፡ ዕብዳን ቐጠር፡ ኣሸቀልታን ከደምታን...

ኣቑርደት – ፖሊስ ንተመሃሮ ኣስተምህሮ ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት፡ ንተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት፡ ኣብ ምክልኻል ገበናትን ሓደጋታትን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣዛዚ መደበር ፖሊስ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት፡ ተለንተ እዮብ ተስፋዝጊ፡ ተመሃሮ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም፡ ኣብ ሕጊ እውን ኣፍልጦ ቀሲሞም...

ዓዲ-ጉዕቦ – ህዝቢ ብተበግሶኡ ዝሃነጻ ቤት-ትምህርቲ ተመሪቓ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ነበርቲ ዓዲ-ጉዕቦ – ገንዘቦምን ጉልቦቶምን ኣዋሃሂዶም ብ2.5 ሚልዮን ናቕፋ ዝሃነጽዋ ናይ መባእታ ቤትትምህርቲ፡ ብ21 ሕዳር ተመሪቓ። እዛ ብተበግሶ ህዝቢ ዝተሰርሐት ቤትትምህርቲ፡ ኣርባዕተ መምሃሪ ክፍልታት፡ ሓደ መኽዘንን ሓደ...

ማእከል – ነበርቲ ን/ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ስራሓት ከትርታት ይደፍኡ

ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይን፡ ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሴን፡ ብ27 ሕዳር ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ዝተሰርሐ ከትርታት ኣብ ዝተዓዘቡሉ፡ ነበርቲ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዝጀመርዎ ስራሕ ዝያዳ ክደፍኡሉ...

Login

Categories