Archive - 2018

ሃገራዊ ማሕበር ‘መሃንድሳት ስነ-ቀመም’ መስራቲ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ሃገራዊ ማሕበር መሃንድሳት ስነ- ቀመም፡ ብ21 ሚያዝያ ኣብ ኣዳራሽ ሃኮስኤ መስራቲ ጉባኤ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ምሩቓትን ሞያውያንን ቀመማዊ ምህንድስናን ዝምልከቶም ኢንዱስትሪታትን ተሳቲፎም። ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኢንዱስትሪ ኣቶ...

ጸሮና – ሕማም ዓሶ ብልዕሊ 75 ሚእታዊት ነክዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ዓሶ ድማ ብፍላይ ንምክልኻል ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ ተሓቢሩ። ነቲ መደብ ንምግምጋም ብ18 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣብ 2017 ምስ ናይ ቅድሚኡ ዓመታት ብምንጽጻር፡ ተርእዮ ሕማም ዓሶ...

ባጽዕ – ኣብ ሞያዊ ስነ-ምግባር ምምህርና ተዘትዩ

ሃገራዊ ማሕበር መማህራን ኤርትራ፡ ሞያዊ ስነ-ምግባር ምምህርና ንምብራኽ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ21 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ባጽዕ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ብቐንዱ ኣብ ስነ-ምምግባር መምህር ዘተኰረ ዛዕባታት ዝተዘተየሉ ርክብ፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር መማህራን ኤርትራ መምህር...

ሆስፒታል ኦሮታ – ንህጻናት ናይ ልቢ መብጣሕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ፡ ብምትሕብባር ኤርትራውያንን ካብ ጀርመን ዝመጹን ሞያውያን፡ ካብ 14 ሚያዝያ ዝጀመረን ክሳብ 28 ሚያዝያ ዝቕጽልን – ካብ 2 ክሳብ 14 ዓመት ንዝዕድመኦም ህጻናትን ቈልዑን ናይ ልቢ መብጣሕቲ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊት ክፍሊ...

“ጸረ-ባልዕ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ እዩ ክወስድ ዘለዎ”ሚ/ሕርሻ

ሓረስቶት፡ ንጸረ-ባልዕ መድሃኒት ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክወስድዎ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣተሓሳሲቡ። ዓይነታት ጸረ-ባልዕ ዝተፈላለዩ ምዃኖም ዝገለጸ፡ ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ሓላፊ ኣሃዱ ውሸባ ብቚሊ መንእሰይ ስዒድ ኑረዲን፡ ገለ ክሳብ ኣብ ውሽጣዊ ክፋል ናይ’ቲ ብቚሊ...

Login

Categories