Archive - 2018

ሃማደኤ ጨንፈር ሽወደን ኣብ መደባት ስራሑ ዘትዩ

ጨንፈር ሃገራዊ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሽወደን፡ ብ21ን 22ን ሚያዝያ ኣብ ከተማ ሄስለሆልም – መንፈቓዊ ገምጋም ስራሕ ከምዘካየደ ተፈሊጡ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ንኡሳን ጨናፍር ስቶክሆልም፡ ኡፕሳላ፡ እረብሩ፡ ዮቶቦሪ፡ ስካራ፡ ኦነቢ፡ ሉንድ፡ ማልሞ፡...

ደቡብ – ሳጋሚ ባርኖስ ንምክልኻል ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡሳን ዞባታት ዓዲ- ቐይሕን ዓዲ-ዃላን፡ ኣብ ውሱን ከባቢታት ንዝተኸስተ ተርእዮ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ ስጉምቲ ተወሲዱ። ብመሰረት ሓበሬታ ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣቶ መንግስተኣብ ኣርኣያ፡ ኣብ ምምሕዳራት...

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ካብ መንግስቲ ቻይና ሓገዝ ረኺቡ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን ኣብ መዳይ ጥዕና ብዝግበር ዘሎ ምትሕግጋዝ፡ ናውቲ ሕክምናን መድሃኒትን ዘጠቓለለ ሓገዝ፡ ብ24 ሚያዝያ ንሚኒስትሪ ጥዕና ተረኪቡ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴንን ኣምባሳደር ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና...

Login

Categories