Archive - 2018

ሞጎራይብ – ኣበርክቶ ዲጂታላዊ ቤት- ንባብ ተሞጒሱ

ኣብ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ሞጎራይብ-ጎኜ ዝተኣታተወ ዲጂታላዊ ቤት-ንባብ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ንተመሃሮ ምስ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንምልላይ ዘለዎ ተራ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብቕዓቶም ክብ ኣብ ምባል እውን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ተረኺብዎ። ርእሰ-መምህር’ታ ቤት-ትምህርቲ...

ጽርግያ ከረን – ኣስነዳ ይጽረግ ኣሎ

ካብ ከረን ናብ ኣስነዳ – ንኡስ ዞባ ኣስማጥ ዝኣቱ ናይ ሓመድ ጽርግያ ንምጽራግን ንምስፋሕን፡ ብኩባንያ ህንጻ ሰገን ዝተጀመረ ስራሕ ጽቡቕ ይግስግስ ኣሎ። ነዚ መትኒ ንግዳዊ፡ ቊጠባውን ማሕበራውን ምንቅስቓሳት ዝኾነን ክሳብ ርከብ ዝቕጽልን 120 ኪሎ ሜተር...

“ምሕደራ ቀጻሊ ምምሕያሽ ዝጠልብ መስርሕ’ዩ”ማ/ት/ብቕዓት ኤርትራ

እምባትካላ ዝመደበሩ፡ ኣብ ምምሕያሽ ምሕደራ ትካላት ዝነጥፍ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ን45 ህዝባውን መንግስታውን ትካላት፡ ስትራተጂያዊ ውጥን ስራሕ ኣብ ምምዕባል ዝሕግዝ ስልጠና፡ ከምኡ’ውን ንብሉጽ ምሕደራ ዘድሊ ናይ ምኽሪን...

Login

Categories