ERi-TV Documentary: ረፈረንደም ኤርትራ … ሓደ ህዝቢ ሓደ ድምጺ/ Eritrean Referendum 25th Anniversary … April 24, 1993 – April 24, 2018.
Archive - 2018
ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ጽሩይ ማይን ረሳሕ ፈሳስን ገዲም ተጋዳላይ ኢንጅነር ገብረኪዳን ግርማጽዮን፡ ብ22 ሚያዝያ ብሕማም ኣብ መበል 72 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት 1976 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ...
ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብ ዝግበር ዘሎ ገዚፍ ወፍሪ፡ ኣብ ጽላት ጥዕና – ኣብ ምጉልባት ትካላትን ኣብ ምዕባለ’ቲ ዝወሃብ ኣገልግሎታትን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ሜዲካል ዳይረክተር ኮማዊ ሆስፒታል ጐዳይፍ ነርስ መንግስ ይስሓቕ ሓቢሩ። “ኮማዊ ሆስፒታል...
ተቐማጦ ምምሕዳራት ከባቢ ስትሞን ዓሊግድርን ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ንጽህና ከባቢኦም ብምሕላው ጥዕናኦም ንምውሓስ ዘኽእሎም ስጕምቲ ወሲዶም። እቶም ነበርቲ፡ ጽሬት ከባቢኦም ንምርግጋጽ ከካይድዎ ዝጸንሑ ንጥፈታት ንምድንፋዕ፡ ውሽጣዊ ሕጊ ከም ዘቖሙ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ።...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – 24 ሚያዝያ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ:ብምኽንያት 25 ዓመት ዝኽሪ ረፈረንዶም ኤርትራ ዝተዳለወ መደብ – መስርሕ ምርጫ በብኣውራጅኡ – 2ይ ክፋል
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for April 24, 2018.
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for April 24, 2018.
ERi-TV Special Report: ጸብጻብ መበል 14 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ/ 14th YPFDJ Conference in Europe
ERi-TV Special Report: ጸብጻብ መበል 14 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ/ 14th YPFDJ conference in Europe
ERi-TV Documentary: ሬፈረንደም እርትርየ ዋሮ ሸዐብ ሐተኢ ክርን.