Archive - 2018

ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ዑደት ፈጺሙ

ኣብ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዶናልድ ያማሞቶ ዝመርሖ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ካብ 22 ክሳብ 24 ሚያዝያ 2018 ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ዑደት ፈጺሙ። ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ንሰለስተ መዓልታት...

ሃ.ኮ.መ.ኤ. ንጥፈታቱ ንምስፋሕ ይሰርሕ

ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ.)፡ ድሕነት ህይወትን ንብረትን ንምርግጋጽ፡ ንጥፈታቱ ኣብ ምስፋሕን ምምዕባልን፡ ከምኡ’ውን ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ምብራኽ ዝቐንዐ መደባት ሰሪዑ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ዘርኡ ወልደሚካኤል...

ንምዕባለ ኣገልግሎታት ከተማ ኣስመራ ዝምልከት መጽናዕታዊ ጽሑፍ ንዘተ ቀሪቡ

ማሕበራዊ ኣገልግሎት ከተማ ኣስመራ ንምምዕባልን ንምስፋሕን ብምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪሑ ብማእከል ካርታን ሓበሬታን ኤርትራ ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ጽሑፍ፡ ብ26 ሚያዝያ ንዘተ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዘተ፡ ብደረጃ ሃገር ላዕለዎት ኣወሃሃድቲ መደባት ልምዓት፡...

Login

Categories