Layout A (with pagination)

ተጋዳላይ ኢንጅነር ሰመረ ሃብተገርግሽ ተሰዊኡ

ኣባል ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን – ገዲም ተጋዳላይ ኢንጅነር ሰመረ ሃብተገርግሽ በርሀ፡ ብ30 መጋቢት ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ኢንጅነር ሰመረ፡ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ውድብ፣ ድሕሪ ናጽነት ድማ ክሳብ ብደረጃ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ፋብሪካ፡ ንህዝቡን ሃገሩን ብተወፋይነት ዘገልገለ ሓርበኛ እዩ። ኢንጅነር ሰመረ ሃብተገርግሽ፡...

Read More

ዓንሰባ – ሃማደኤ፡ 23 ዜጋታት ብዝተፈላለየ ዓውደ-ሞያ ኣሰልጢኑ

ጨንፈር ሃማደኤ ዞባ ዓንሰባ፡ ንሓደ ዓመት ብዝተፈላለየ ዓውድታት ሞያ ዘሰልጠኖም 23 ዜጋታት፡ ብ24 መጋቢት ተመሪቖም። ተመረቕቲ – 10 ደቂ-ኣንስትዮ ብሞያታት ቅዲ ክዳን፡ ኢደ-ጥበብን ሲንጀርን፣ 4 ደቂ-ተባዕትዮን 9 ደቂ-ኣንስትዮን ድማ ብኮምፕዩተር ግራፊክስን ቪድዮ ኤዲቲንን እዮም ሰልጢኖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሃማደኤ ዞባ ዓንሰባ ሓላፊት ማሕበረቁጠባዊ ኣገልግሎት ወ/ሮ ትርሓስ ኣርኣያ፡ እቲ ብስማዊ ክፍሊት ዝተዋህበ...

Read More
ሓበሬታ ብዛዕባ ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሮሞዳን

ሓበሬታ ብዛዕባ ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሮሞዳን

ሂላል ወርሒ ሮሞዳን፡ ሎሚ ዓርቢ 29 ሻዕባን 1443 ህጅርያ – ማለት 1 ሚያዝያ 2022 ምሸት ክትሰርቕ ትጽቢት ይግበር። ኣብ’ዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሮሞዳን ምስ ዝረጋገጽ፡ ቀዳም 2 ሚያዝያ ፈላሚት ዕለት ወርሒ ሮሞዳን 1443 ትኸውን። ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሮሞዳን ዓርቢ ምሸት ምስ ዘይረጋገጽ ግና፡ ምጅማር ወርሒ ሮሞዳን 1443 ህጅርያ፡ ሰንበት 3 ሚያዝያ 2022 ይኸውን። ርሑስ ጾም! ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን...

Read More
ኣብ ፎርቶ-ሳዋ፡ ባህላውን ስፖርታውን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ተኻዪዱ

ኣብ ፎርቶ-ሳዋ፡ ባህላውን ስፖርታውን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ስፖርታውን ባህላውን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ካብ 25 ክሳብ 28 መጋቢት ተኻዪዱ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምዝዛም፡ ሓላፊ ቤትጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ዑስማን እድሪስ፡ እቲ ኣካል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝዀነ ቅነ፡ ዕላማኡ ዝንባለታት ተመሃሮ ንምምዕባልን ባይታ ምልውዋጥ ተመኲሮ ንምጥጣሕን ከምዝዀነ ሓቢሩ። ኣበርክቶ ንዝገበሩ ምምሕዳራትን ነበርትን ድማ ሞጒሱ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ ኣቶ ኣቡበከር...

Read More

ደ/ቀ/ባሕሪ – ሓደስቲ ኣመሓደርቲ ናይ ስራሕ መምርሒ ተዋሂቡዎም

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ንዝተመርጹ ኣመሓደርቲ ከባቢን ኣካየድቲ ስራሕን፡ ብ28ን 29ን መጋቢት ምስ ምምሕዳራዊ ቅርጺን ገደብ ስልጣንን ንምልላይ ኣብ ዝተወደበ መደብ፡ ናይ ስራሕ መምርሒ ተዋሂቡ። ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሓለፍቲ ክፍልታት ምምሕዳር ዞባ፡ ቤትጽሕፈት ህግደፍን ሃገራውያን ማሕበራትን – ንዕማማት ኣሃዱታቶምን ተራ ኣመሓደርቲ ከባቢ ኣብ ምዕዋቱን ብዝምልከት መብርሂ ክህቡ እንከለዉ፣ ባህርያዊ ሃብቲ ንክዕቀብ፣ ኣብ...

Read More

Login

Categories