Layout A (with pagination)

Video

ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ኣባል ዘርኣይ ደረስ ባንድ ነበር ብርሃነ ገብረማርያም (2ይ ክፋል) – ERi-TV

ERi-TV, Eritrea – ዕላል ጥበባት፡ ዕላል ምስ ኣባል ዘርኣይ ደረስ ባንድ ነበር ብርሃነ ገብረማርያም (2ይ ክፋል) | elal tibebat – Interview with Berhane Gebremariam member of the legendary band Zerai Deres – Part 2 Part 1: this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook...

Read More
Video

ዕላል ጥበባት : ዕላል ምስ ኣማዕባሊ ዲጂታል መዝገበ ቃላት – መም ኣብርሃም ያእቆብ | ERi-TV

ዕላል ጥበባት ፡ ዕላል ምስ ኣማዕባሊ ዲጂታል መዝገበ ቃላት መም ኣብርሃም ያእቆብ | elal tibebat – Abrham Ycob -developer of digital dictionary – Eri-TV Advanced English-Tigrinya Dictionary: Version 2: Any unauthorized use, copying or redistribution of this program or any ERI-TV program is strictly...

Read More
Video

ካብ ጸጋታት ባሕርና : ትካል መከፋፈሊ ዓሳ ንውሽጥን ንወጻእን | EMPC – Seafood Processing and Distribution Facility

ካብ ጸጋታት ባሕርና : መከፋፈሊ ዓሳ ንውሽጥን ንወጻእን – ትካል ኩባን ያ ፍርያት ባሕሪ ኤርትራ | kab Tsegatat baHrina – Eritrean Marine Products Company : Seafood Processing and Distribution Facility | ERi-TV Any unauthorized use, copying or redistribution of this program or any ERI-TV program is strictly...

Read More
ሓበሬታ

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ – ካብ ዓዲተከሌዛን ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,723 በጺሑ ኣሎ። 9,618 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 2 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዝርከቡ እዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና – 18 መጋቢት 2022 Share this:Click to share...

Read More

ኣባላት ማሕበር ታክሲ ዞባ ማእከል ደም ለጊሶም

ኣባላት ማሕበር ወነንቲ ታክሲ ዞባ ማእከል፡ “ብስእነት ደም እትሓልፍ ህይወት ከይትህሉ” ብዝብል ዕላማ፡ ብ16 መጋቢት ብወለንታኦም 70 ከረጺት ደም ለጊሶም። እቲ መደብ፡ ኣካል ናይ’ቲ ማሕበሮም ዘተግብሮ ዘሎ መደባት ምሕጋዝ ስድራ ስዉኣትን ምግራብን ምዃኑ ዝጠቐሱ ኤሪና ዝተወከሰቶም ኣባላት፡ ብዝለዓለ ከምዝቕጽልዎ ኣረጋጊጾም። ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም – ኣባል ክፍሊ ውዳበን ልግሲ ደምን መንእሰይ በረኸት ሃብተጽዮን፡ ኣባላት...

Read More

Login

Categories