Layout A (with pagination)

ስ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ኣርባዕተ ን/ዞባታት ምርጫ ኣመሓደርቲ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣብ ንኡሳን ዞባታት ባጽዕ፡ ጊንዳዕ፡ ዳህላክን ኣፍዓበትን፡ ምርጫታት ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ኣብ ንኡስ ባጽዕ፡ ኣብ ኩሉ ጽፍሒታት – 16 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 35 ኣመሓደርቲ ከም እተመርጹ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተወልደ ተስፋዝጊ ሓቢሩ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ባጽዕ ኣቶ ሃይለ ኣስፍሃ፡ ንዝመረጾም ህዝቢ ብእምነትን ተወፋይነትን ከገልግሉ ዘለዎ እምነት...

Read More

ኣዛዚ ፖሊስ፡ ንተመሃሮ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ብ16 መጋቢት ንተመሃሮ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ማይ-ነፍሒ፡ ኣብ ምክልኻል ገበናትን በደላትን ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ልዕሊ 2 ሽሕ ተመሃሮን መማህራንን ዝተሳተፍዎ ሰሚናር፡ ኮሎኔል መሓሪ፡ ተልእኾ ፖሊስ ኤርትራ ሰላምን ልዕልና ሕግን ዝሰፈና ሃገር ምውሓስ ምዃኑ ጠቒሱ፡ ተመሃሮ ኮለጅ መጻኢ ሃገር ኣብኦም ከምዝምርኰስ ተገንዚቦም፡ ካብ ዘይስነ-ምግባራዊ ባህሪያትን ወልፍታትን ተቘጢቦም፡ ኣብ ምክልኻል ገበን መሪሕ...

Read More

Login

Categories